ኤች.ኣይ.ቪ ዝመሓላፈለሞም መንገዲታት
ሓደ ሰብ ኤች.ኣይ.ቪኤች.ኣይ.ቪቫይረስ (ናይ ሰባት ናይ ሕማማ ምኽልኻል ዓቕሞም ዘሕጽር ቫይረስ) ንባህርያዊ ስርዓት ምክልኻል የጥቅዕ።…ብዙሕ ምንባብ ካብ ዘለዎም ሰባት ብዝወጹ ናይ ኣካላት ፈሰስቲ ኤች.ኣይ.ቪ ክሓልፎ ይኽእል እዩ። ኤች.ኣይ.ቪ በዞም ዝስዕቡ መንገዲታት ክሓላለፍ ይኽእል:
- ብፈሳሲ ዘርኢ;
- ብናይ ርሕሚርሕሚኣካል ናይ ውሽጣዊ ጾታዊ ኣካልት ናይ ጓል ኣንስተይቲ። ርሕሚ ንማህጸን ምስ ግዳማዊ ኣካላት…ብዙሕ ምንባብ ፈሳሲ;
- ብደም;
- ብጸባ-ጡብ።
ኤች.ኣይ.ቪ ዘለዎ ፈሳሲ ዘርኢ፡ ናይ ርሕሚ ፈሳሲን ናይ ወርሓዊ ጽግያትወርሓዊ ጽግያትኣብ ወርሒ ሓደ ግዜ' ብርሕሚ ጓለንስተይቲ ደም ምፍሳስ። ወርሓዊ ጽግያት ብውሕዱ ንውሑዳት መዓልታት…ብዙሕ ምንባብ ደምን በቲ ልፋጫዊ መምብራና ናይ ማሃንቱስ፡ ኣንፊ ናይ መትሎመትሎናይ ወድተባዕታይ ጾታዊ ኣካል። መትሎ ንጾታዊ ርክብ (ምፍሳስ ዘርኢ) ወይ ንምሻን ይጠቅም።ብዙሕ ምንባብ፡ ርሕሚ ከምኡ ድማ ኣፍ ኣቢሉ ክኣትወኩም ይኽእል እዩ።
እቲ ብኤች.ኣይ.ቪ ዝተበከለ ደምደምቀይሕ ፈሳሲ ኣገዳሲ ዝኾነ ስራሕ ኣብ ኣካላትና ዘለዎ፡ ንኣብነት ናብ መላእ ኣካልት ኦክስጅን…ብዙሕ ምንባብ ብብበላሕቲ ነገራት ወይ ከኣ ደም ብምቕባል ኣቢሉ እውን ክሓልፈኩም ይኽእል። ኣብ ኤውሮጳ ስግግር ደም ቅድሚ ምግባሩ እቲ ደም ስለዝምርመር ኤች.ኣይ.ቪ ብስግግር ደም ናይ ምትሕልላፍ ተኽእሎ ዳርጋ የለን።
ኣብ መወዳእታ፡ ጸባ ጡብጸባ ጡብካብ ጡብ ጓለንስተይቲ' ዝወጽእ ጸባ። ደቂ-ኣንስትዮ ንህጻናተን ብጸባ ጡበን ክምግብኦም ይኽእላ።ብዙሕ ምንባብ ኣብ እተጥብዉሉ ግዜ ኤች.ኣይ.ቪ በቲ ጸባ ኣቢሉ ክመሓላለፍ ይኽእል።
ኤች.ኣይ.ቪ ብጥፍጣፍ ኣይመሓላለፍን።

ኤች.ኣይ.ቪ ዘለዎ ናይ ዘርኢ ፈሳሲን ናይ ርሕሚ ፈሳሲን ናይ ወርሓዊ ጽግያት ደምን በቲ ልፋጫዊ መምብራና ናይ ማሃንቱስ፡ ኣንፊ ናይ መትሎ፡ ርሕሚ ከምኡ ድማ ኣፍ ኣቢሉ ክኣትወኩም ይኽእል እዩ።

ኤች.ኣይ.ቪ በዞም ዝስዕቡ መንገዲታት ክመሓላለፍ ይኽእል፡ ብደም፡ ንኣብነት በላሕቲ ናይ መውግኢ ነገራት ብሓባር ብምጥቃም።

ጸባ ጡብ ኣብ እተጥብውሉ እዋን ኤች.ኣይ.ቪ በቲ ጸባ ጡብ ኣቢሉ ክመሓላለፍ ይኽእል።
ሰባት ብጾታዊ-ርክብ ከምኡ ድማ ብኻልእ መተሓላለፍቲ መንገዲታት ኣቢሉ ኤች.ኣይ.ቪ ክሕዞም ይኽእል እዩ።
ብጾታዊ-ርክብ ምትሕልላፍ
- ኤች.ኣይ.ቪ ምስዘለዎ ሰብ ብዘይ ኮንዶም ናይ ርሕሚ ጾታዊ-ርክብ ወይ ከኣ ናይ ኣፍ ጾታዊ-ርክብ ብምፍጻም።
- ብናይ ኣፍ ጾታዊ-ርክብ ኤች.ኣይ.ቪ ናይ ምትሓዝ ስግኣ-ሓደጋ ኣዝዩ ትሑት እዩ (ናይቲ ብኤች.ኣይ.ቪ ዝተታሕዘ ሰብ ፈሳሲ ዘርኢ ወይ ከኣ ደም ኣብ ኣፍካ ብዝርከብ ቁስሊ ኣቢሉ ናብ ደምካ ክሕወስ እንተዘይክኢሉ)።
ግቡእ ፍወሳ እንተተጌሩሉ፡ ኤች.ኣይ.ቪ እተለኽፈኤች.ኣይ.ቪ እተለኽፈብ ኤች.ኣይ.ቪ እተለኽፈ ሰብ እንተድኣ ኾንካ፡ ኤችኣይቪ ኣዎንታ ትበሃል። ኤች.ኣይ.ቪ እተለኽፈ ሰብ፡ ተሰካሚ…ብዙሕ ምንባብ ሰብ ዋላ ብዘይ ኮንዶምኮንዶምወዲ-ተባዕታይ ኣብ ዝቐንዐ መትሎ ዝወድዮ ረቒቕ መሸፈኒ ፕላስቲክ እዩ። እቲ ኮንዶም፡ እቲ ወዲ-ተባዕታይ…ብዙሕ ምንባብ ጾታዊ-ርክብ እንተፈጸመ ኤች.ኣይ.ቪ ናብ ካልእ ከሕልፈሉ ኣብ ዘይክእል ደረጃ ክበጽሕ ይኽእል እዩ።

መተሓላለፊ መንገዲታት ኤች.ኣይ.ቪ: ናይ ርሕሚ ጾታዊ-ርክብ ብዘይ ኮንዶም ብምፍጻም

መተሓላለፊ መንገዲታት ኤች.ኣይ.ቪ: ናይ ማሃንቱስ ጾታዊ-ርክብ ብዘይኮንዶም ብምፍጻም

መተሓላለፊ መንገዲታት ኤች.ኣይ.ቪ: ናይ ኣፍ ጾታዊ-ርክብ ብዘይኮንዶም ብምፍጻም
ካልኦት መተሓላላፍቲ መንገዲታት
- ካብ ኣደ ናብ ዕሸልዕሸልዝጸገየት እንቋቚሖ እቲ ቀንዲ ክፋላት ናይ ህጻን እናርኣየት (ድሕሪ ናይ 3ይ ወርሒ ጥንሲ)።ብዙሕ ምንባብ ኣብ እዋን ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ ወይ ሕርሲሕርሲመስርሕ ሕርሲ ወይ ምውላድ ዕሸል።ብዙሕ ምንባብ ወይ ከኣ ኣብ እዋን ጸባ ጡብ ምጥባውጡብ ምጥባውሓንቲ ኣደ ንውላዳ ኣብ ክንዲ ካብ ጥርሙዝ እተስትዮ፡ ካብ ኣጥባታ ጸባ ጡብ ክትምግቦ…ብዙሕ ምንባብ። ግቡእ ፍወሳፍወሳብሞያ ብዝሰልጠነ ሰብ ዝግበር ክንክንን ምክትታልን እዩ። ፍወሳ መድሃኒት ብምሃብ ወይ ብዘይ ምሃብ…ብዙሕ ምንባብ እንተተጌሩላ፡ ኤች.ኣይ.ቪ ዘለዋ ጓለንስተይቲ ካብ ኤች.ኣይ.ቪ ናጻ ዝኾኑ ቆልዑ ክትወልድ ትኽእል እያ።
- ኣብ ጥቕሚ ዝወዓሉ በላሕቲ ናይ መውግኢ ነገራት ምስ ኤች.ኣይ.ቪ ዘለዎ ሰብ ብሓባር ብምጥቃም።
- ብሰግግር ደም። ኣብ ኤውሮጳ ምስግጋር ደም ቅድሚ ምግባሩ እቲ ደም ናይ ኤች.ኣይ.ቪ መርመራ ስለዝግበረሉ እዚ ናይ ምግጣም ዕድል ዳርጋ የለን።

መተሓላለፊ መንገዲታት ኤች.ኣይ.ቪ: ካብ ኣደ ናብ ቆልዓ ኣብ እዋን ጥንሲን ሕርሲን ወይ ከኣ ጸባ ጡብ ኣብ እተጥብወሉ እዋን

መተሓላለፊ መንገዲታት ኤችኣይቪ: ንኣብነት በላሕቲ ነገራት ብሓባር ብምጥቃም
ብማሕበራዊ ምትንኻፍ ኣይሓልፍን
ብማሕበራዊ ምትንኻፍ ኤች.ኣይ.ቪ ክሓልፈኪ ኣይክእልን። ንኣብነት: ብርጭቆ ወይ ከኣ ብያቲ ምስ ካልእ ሰብ ብሓባር ብምጥቃም፡ ምስ ካልእ ሰብ ብምትንኻፍ፡ ንኻልእ ሰብ ብምስዓም ወይ ከኣ ብ ፈረንሳዊ ኣሰዓዕማፈረንሳዊ ኣሰዓዕማእዚ፡ ኣፍካ ከፊትካ ዝግበር ምስዓምእዩ። ናይ መጻምዲ መልሓስ ድማ፡ 'ኣብ ንሓድሕዶም ካብን ናብን…ብዙሕ ምንባብ ኣይሓልፍን።
ሓደ ሰብ ኤች.ኣይ.ቪ ይሃልዎ ኣይሃልዎ ብዓይንኻ ርኢኻ ምፍላጥ ኣይከኣልን።

ኤች.ኣይ.ቪ ዘይመሓላለፈሎም መንገዲታት: ብርጭቆ ወይ ከኣ ብያቲ ምስ ካልእ ሰብ ብሓባር ብምጥቃም

ኤች.ኣይ.ቪ ዘይመሓላለፈሎም መንገዲታት: ምስ ካልእ ሰብ ብምትንኻፍ ወይ ሰላም ብምብሃል

ኤች.ኣይ.ቪ ኣይመሓላለፍን: ንሓድሕድካ ብ ፈረንሳዊ ኣሰዓዕማ ወይ ከኣ መልሓሱ ብምልሓስ
ምክልኻል ኣንጻር ኤች.ኣይ.ቪ
ኤች.ኣይ.ቪ ዘለዎም ሰባት ፍወሳ እንተ ዘይተጌሩሎም ናብ ካልኦት ሰባት ከመሓላልፍዎ ይኽእሉ እዮም። ብዙሓት ሰባት ኤች.ኣይ.ቪ ከምዘለዎም ኣይፈልጡን እዮም። ንገዛእ-ርእስኻ ተኸላኸል ከምኡ ድማ ኣብ እዋን ጾታዊ-ርክብ ኮንዶም ተጠቐም።
ኮንዶም