ኤች.ኣይ.ቪ ከምዘለካን ዘይብልካን ምፍላጥ
መርመራ ኤች.ኣይ.ቪመርመራ ኤች.ኣይ.ቪእዚ፡ ኤች.ኣይ.ቪ ከይህልወኩም መርመራ ኣካይድ እዩ። ብዘይ መርመራ፡ ኤች.ኣይ.ቪ ኣለኩምን የብልኩምን ክትፈልጥኡ ኣይትኽእልኡን…ብዙሕ ምንባብ
ኤች.ኣይ.ቪኤች.ኣይ.ቪቫይረስ (ናይ ሰባት ናይ ሕማማ ምኽልኻል ዓቕሞም ዘሕጽር ቫይረስ) ንባህርያዊ ስርዓት ምክልኻል የጥቅዕ።…ብዙሕ ምንባብ ኣብ መጀመርያ ንጹር ምልክታት የብሉን። መብዛሕትኡ ግዜ ኤች.ኣይ.ቪ ከምዘለካ ኣይፍለጠካን። መርመራ ምግባር: በዚ መንገዲ ኢኻ ብርግጽ ክትፈልጥ ትኽእል።
እቲ ሓኪም ካብታ ሰበይቲ መመርመሪ ደም እናወሰደ።
ምልክታት ሕማምሕማምናይ ሓደ ሰብ ኣካላት፡ 'ክፍሊ ኣካላት ወይ ድማ ኣእምሮ ከም’ቲ ዘግብኦ እንተድኣ ዘይሰርሕ…ብዙሕ ምንባብ
ኣብ መጀመርያ፡ ምስ ሰዓል ዝመሳሰሉ ምልክታት ክረኣዩኻ ይኽእሉ:
- ለይቲ ምርሃጽ;
- ረስኒረስኒናይ ሰብነት ልዑል ሙቐት (ልዕሊ 38°C - 100.4°F).ብዙሕ ምንባብ;
- ድኻም;
- ዕንፍሩር ኣብ ቆርበት;
- ዝሓበጠ ሱር ዕያገነዳ።
ኣብቲ ናይ መወዳእታ ደረጃ፡ መድሃኒታት እንድሕር ዘይወሲድካ፡ ኤች.ኣይ.ቪ ንስርዓት-ምክልኻል ሕማማት ኣካላትካ የዳኽሞ። ሽዑ ኣካላትካ ረኽሲታት ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ይስእን።
ሓደ ሰብ ኤች.ኣይ.ቪ ይሃልዎ ኣይሃልዎ ብዓይንኻ ርኢኻ ምፍላጥ ኣይከኣልን።
ምስ ብዓል-ሞያ ጥዕናጥዕናኣብ ከባቢኻ ኣካላዊ፡ ኣእምሮኣውን ማሕበራውን ጽቡቕ ስምዒት ክስምዓካ ከሎ። ጥዕና ካብ ዘይምሕማም ንላዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ምዝራብ
ኤች.ኣይ.ቪ ከይህልወካ ትጠራጠር እንተኾንካ ምኽሪ ንምርካብ ንሓኪም ሕተት።
ምስ ሓኪም እትዘራረብ ጓለንስተይቲ።