ግብረ-ሕቡእ
ግብረ-ሕቡእግብረ-ሕቡእነገዛእ ሰብነትካ ብምትንኻፍ ጾታዊ ምልዕዓል ክስመዓካ ኸሎ (ዝበዝሕ ግዜ ንጾታዊ ኣካላትካ ብምብርባር)። ግብረሕቡእ…ብዙሕ ምንባብ ማለት፡ ንብልዕቲ ጓለንስተይቲ፡ ንጉድበ፡ መትሎመትሎናይ ወድተባዕታይ ጾታዊ ኣካል። መትሎ ንጾታዊ ርክብ (ምፍሳስ ዘርኢ) ወይ ንምሻን ይጠቅም።ብዙሕ ምንባብ፡ ጫፍ ጡብጫፍ ጡብንእሽተይ ዕንኳር ኣብ 'ማእከል ጡብ ናይ ደቂ ሰብ እያ። ደቂ-ኣንስትዮን ደቂ-ተባዕትዮን 2 ጫፍ…ብዙሕ ምንባብ ወይ መሃንቱስ ብምንቕቓሕ ወይ ብምድርራዝ፡ ንገዛእ ርእስኻ ጾታዊ ርውየት ምሃብ እዩ።
ብተወሳኺ፡ ከም ሰብ-ሰርሖ መትሎሰብ-ሰርሖ መትሎጾታዊ ርክብ እትፍጽመሉ ባምቡላ ኰይኑ፡ ዝበዝሕ ግዜ ናይ ዝቐንዐ መትሎ ቅርጺ ዘለዎ እዩ።…ብዙሕ ምንባብ ወይ ደቂ-ኣንስትዮ ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ዝፍጽማሉ ባምቡላ (ባንቡላታት ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ) ዝኣመሰሉ ነገራት ተጠቒምኩም ግብረ-ሕቡእ ክገብሩ ትኽእሉ ኢኹም።
ትደልይዎ ነገራት ንምርካብ፡ ናጻ ኰይንኩም ፈተነታት ካብ ምግባር ኣይትቈጠቡ።
ግብረ-ሕቡእ ጎዳኢ ኣይኰነን። ብዙሓት ደቂ-ተባዕትዮን ደቂ-ተባዕትዮን ደቂ-ኣንስትዮን ግብረ-ሕቡእ ይገብሩ እዮም። ብተወሳኺ፡ ግብረ-ሕቡእ ዘይምግባር’ውን ቅቡል እዩ።
ኣብ ግዜ ርክብ እንከለኹም’ውን ግብረ-ሕቡእ ክትገብሩ ትኽእሉ ኢኹም።
ከመይ ገይርካ ግብረ-ሕቡእ ትገብር
ብዝተፈላለየ መገዲ ግብረ-ሕቡእ ክትገብሩ ትኽእሉ ኢኹም። ንኣብነት፡-
ደቂ-ተባዕትዮ፡
- ብምድርራዝ ጫፍ ጡብ፡ መትሎ፡ ኣስኪትኣስኪትክፋል ኣካላት ናይ ወዲ ተባዕታይ፦ "ከረጺት" ቆርበት ኰይኑ ንፍረነብሲዝሕዝ።ብዙሕ ምንባብ፡ ከምኡድማ መቐመጫመቐመጫመቐመጫኻ 1 ካብቲ 2 ኣብ ድሕሪት ኣካላትካ ዘሎ ኣብ መንጎ እግርኻን ሕቖኻን ዝርከብ…ብዙሕ ምንባብ፡
- መትሎኹም ጨቢጥኩም፡ ብኢድኩም ንቕድሚትን ንድሕሪትን ብምምልላስ፡
- እቲ ምንቅስቓስ ናይ ኣእዳው፡ ብቅልጣፈ፡ ብህርመትን ጻዕቂን ከም ዝፈላለ ምግባር።
ዝተኸንሸብኩም ምስ እትዀኑ፡ ከም ቫዝሊን ወይ ዘይቲ ዘይብሉ (ማያዊ ዝዀነ) ዝኣመሰሉ ፍሉይ መለሳለስቲ ክትጥቀሙ ኣለኩም። ምስ ኮንዶምኮንዶምወዲ-ተባዕታይ ኣብ ዝቐንዐ መትሎ ዝወድዮ ረቒቕ መሸፈኒ ፕላስቲክ እዩ። እቲ ኮንዶም፡ እቲ ወዲ-ተባዕታይ…ብዙሕ ምንባብ ፈጺምኩም ቫዘሊን ክትጥቀሙ የብልኩምን። ነቲ ኮንዶም ክቐዶ ይኽእል እዩ።

ሓደ ወዲ ግብረ-ሕቡእ እናገበረ።

ሓደ ወዲ-ተባዕታይ ኢዱ መትሎኡ ሒዛ ግብረ-ሕቡእ እናገበረ ዘርኢ ዝርዝር።

ሓደ ወዲ-ተባዕታይ፡ ኢዱ ኣብ’ታ ዝተኸንሸበት መትሎኡ መለሳለሲ እናገበረ ዘርኢ ዝርዝር።
ደቂ-ኣንስትዮ፡

ሓንቲ ጓለንስተይቲ ግብረ-ሕቡእ እናገበረት።

ግብረ-ሕቡእ ናይ እትገብር ጓለንስተይቲ ዝርዝር ኣብነት 1፦ ኣጻብዕትኺ ናብ ርሕሚኺ ብምእታው ኣብኡ ኣንቀሳቕስዮ።

ግብረ-ሕቡእ ናይ እትገብር ሰበይቲ ዝርዝር ኣብነት 2፦ ንርሕሚኺ፡ ንጉድበኺን ንከናፍር ርሕሚኺን ደራርዝዮ።
ንሓድሕድኩም ግብረ-ሕቡእ ምግብባር።
እቶም መጻምድቲመጻምድቲምሳኻ ኣብ ዝምድና ዘሎ ሰብ።ብዙሕ ምንባብ ከይተረፉ፡ ንሓድሕዶም ግብረ-ሕቢእ ክገባበሩ ይኽእሉ እዮም።

ሓንቲ ጓለንስተይቲ ንወዲ-ተባዕታይ ግብረ-ሕቡእ እናገበረትሉ።

ሓደ ወዲ-ተባዕታይ ንሓንቲ ጓለንስተይቲ ግብረ-ሕቡእ እናገበረላ።