ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ስግረ-ጾታውያን

ስግረ-ጾታዊ ምለት፡’ ናይ ሓደ ሰብ ጾታምስ’ቲ ዝስምዖ ወይ ዘርእዮ ባህርያት ከወሃሃድ ወይ ሰማማዕ ከሎ እዩ።

ስግረ-ጾታዊ ናይ ጾታዊ ብዙሕነት ክበሃል’ውን ይከኣል እዩ። ብዙሓት ዓይነታት ስግረ-ጾታዊ ኣለዉ፡

  • ገለ ሰባት ናይ ወዲን ናይ ጓልን ባህሪ ኣዋሂዶም ዝሓዙ እዩም። ንገዛእ-ርእሶም ከም ወዲን ጓልን ወይ ኣይ ጓል ኣይ ወዲ ጌሮም ይቖጽሩ።
  • ገለ ስግረ-ጾታውያንስግረ-ጾታውያንእዚ፡ እቲ ኣብ ግዜ ምውላድ ዝነበረ ናይ ሓደ ሰብ፡  ጾታ ምስ’ቲ ምስ ዓበዩ ዝስምዖም…ብዙሕ ምንባብ፡ ንገዛእ-ርእሶም ገለ ግዜ ከም ወዲ ገለ ግዜ ድማ ከም ጓል ይቖጽሩዋ።
  • ካልኦት ድማ፡ ነቲ ካልእ ጾታጾታጾታ ብዛዕባ ተራን ትጽቢታትን ዝምልከት ኰይኑ፡ ንሕና ከም ሕብረተሰብ ድማ ደቂ-ኣንስትዮን ደቂ-ተባዕትዮን ዝሓቘፍና…ብዙሕ ምንባብ ይመስሉን ይኽደኑን።
  • ኣብ መወዳእታ፡ ጾታኦም ክቕይሩ ዝደልዩ ሰባት እውን ኣለዉ። ስግረ-ጾታውያን ሰባት ብመጥባሕቲን ሆርሞንን ናብቲ ዝደልዩዎ ጾታ ክቕይሩ ይኽእሉ እዮም። ስግረ-ጾታውያን ሰባት ሕክምናዊ ክንክን ክግበረሎም ዝደልዩን ዘይደልዩን ምዃኖም ክመርጹከምኡ ድማ እቲ ሕክምናኦም ክንደይ ዝኣክል ክቕጽል ከምዘለዎ ይውስኑ።

ስግረ-ጾታውያን ሰባት ጸገም ወይ ከኣ ሕማምሕማምናይ ሓደ ሰብ ኣካላት፡ 'ክፍሊ ኣካላት ወይ ድማ ኣእምሮ ከም’ቲ ዘግብኦ እንተድኣ ዘይሰርሕ…ብዙሕ ምንባብ የብሎምን።

ኣብ ኔዘርላንድስ፡ ኣብ ልዕሊ ስግረ-ጾታውያን ሰባት ኣድልዎኣድልዎንኣብነት ካልእ ሕብሪ ቆርበት፡ ጾታ ወይ ድማ ኣረኣእያ ጾታ ወይ ድማ HIV ስለ…ብዙሕ ምንባብ ምግባር፡ ብሕጊ ክልኩል እዩ። ንሰባት ብዝተፈላለየ ኣገባብ ክትሕዞምን ብሰንኪ ጾታዊ መንነቶም ከትግልሎምን ኣብ ልዕሊኦም ቀይድታት ክትገብርን ብሕጊ ክልኩል እዩ።

ስግረ-ጾታውያን ምዃንኩም ብግልጺ ምእዋጅ

ዝበዝሑ ሰባት፡ ስግረ-ጾታውያን ምዃኖም ክሓስቡ እንከለዉ፡  ኣዝዩ ዘደናግር ኰይኑ ይረኽብዎ። ንገዛእ-ርእስጋ ግኤ ምሃብ። ምስ’ቶም ትኣምንዎም ሰባት ተዘራረቡ፡ ወይ ሞያዊ ሓገዝን ደገፍን ርኸቡ።

ገለ ሰባት ዕቡዳት ኢና ኢሎም ይሓስቡ፡ ገለ ሰባት ከኣ ብዛዕባ መንነቶም ርግጸኛታት ኣይኮንናን ይብሉ፡ በቲ ዘለዎም ኣካላት ከኣ ሕጕሳት ኣይኮኑነ።

ብዛዕባ ሓሳባትኩምን ስምዒታትኩምን ክትዛረቡ ዝኸብደኩም እንተኾይኑ ምስ ፍሉይ ትካል ጥዕና ክትዛተዩ ትኽእሉ ኢኹም

ስግረ-ጾታውያን ምዃንኩም ንኻልኦት ምዝራብ

ስግረ-ጾታውያን ምዃንኩም ንኻልኦት ምንጋር፡ ቅኑዕ ወይ ጌጋ ዝበሃል መገዲ የለን። ከመይን መዓስን ንሰባት ክትነግሩ፡ እንታይ ምላሽ ከምትጽበዩ ከምዘለኹም ሕሰቡ፡ ከምኡድ መጻኢኹም ከመይ ከም እትርእይዎ ወስኑ።

ተቐላጢፍኩም ንኹሎም ሰባት ምንጋር ኣየድልየኩምን። ንኣብነት፡ ፈለማ ንናይ ጥዕና ሞያዊ ወይ ከኣ ንካልእ ስግረ-ጾታውዊ ሰብ ክትነግሩ ትኽእሉ። ሽዑኡ ንእትፈትውዎም ኣዕሩኽትኹም፡ ወለድኹምን ቤተሰብኩምን፡ ከምኡ ድማ ንካልኦት ሰባት ክትነግሩ ትኽእሉ።

ኣብ ቀጻሊ፡ ቁመናኹምን ስምኩምን እውን ክትቅይሩ ትኽእሉ ኢኹም። ገለ ሰባት፡ ኣባኹም ዘለዎም ኣረኣእያ ክቕይሩ ኣዝዩ ይኸብዶም እዩ።

ጾታዊነትጾታዊነትእዚ ሰብ ምዃን ዘመልክት ቀንዲ ሕመረት እዩ። ንገዛእ-ርእስኻ ምግላጽ፡ ልሙድን እወታዊን እዩ። ጾታዊ…ብዙሕ ምንባብ

ብዙሓት ስግረ-ጾታውያን ሰባት ንኣካላቶም ኣይፈትዉዎን እዮም። እዚ ማለት፡ ጾታዊነት ከቢድ ነገር ኮይኑ ይረኽብዎ ማለት እዩ። እዚ ድሕሪ እቲ ብሆርሞናት ወይ ብመጥባሕቲ ዝግበር ሕክምና ክቕየር ይኽእል እዩ። ስግረ-ጾታውያን ሰባት ሽዑ ብዛዕባ ኣካላቶም ዝሓሸ ዕግበት ክስመዖም እዩ።

ሆርሞናት ኣብ ጾታዊ ድሌት ዓብዪ ጽልዋ የሕድሩ። ገለ ሰባት ልዑል ጾታዊ ድሌት ክህልዎም እንከሎ፡ ገለ ሰባት ከኣ ትሑት ጾታዊ ድሌት ኣለዎም። ናይ ደቂ-ተባዕትዮ ሆርሞናት ጾታዊ ድሌት ክውስኹ እንከለዉ፡ ናይ ደቂ-ኣንስትዮ ሆርሞናት ድማ ጾታዊ ድሌት ይንክዩ። መጥባሕቲ፡ ንጾታዊ ድሌት ከሕይሎ ይኽእል እዩ።

ምክልኻል ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታትን ኤች.ኣይ.ቪን

ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት ማለት ረኽሲታት ኰይኖም፡ ምስ’ቲ ረኽሲረኽሲረኽሲ፡ ሓደ ጀርሚ ናብ ሰብነት ኣትዩ ዕንወት ምስ ኣስዓበ የጋጥም። ጀርም፡ ቫይረስ፡ ባልዕ፡…ብዙሕ ምንባብ ዘለዎ ሰብ ጾታዊ ምትንኻፍ ብምግባር ዝመሓላለፉ እዮም። ናይ ረኽሲ ስግኣተ-ሓደጋስግኣተ-ሓደጋሓደ ባህ ዘየብል ነገር ናይ ምግጣም ተኽእሎ፡ ንኣብነት ሓደ ሕማም።ብዙሕ ምንባብ ምክላኽል ይከኣል እዩ።

ጾታኦም ዝቐየሩ ደቂ-ተባዕትዮ (ክውለዱ እንከለዉ ኣንስታይ ኮይኖም ዝተወልዱ፡ ግና ናይ ተባዕታይ ጾታዊ መንነት ዘለዎም እዮም)፡

  • ኣብ እዋን ብርሕሚ ዝግበር ጾታዊ ርክብ ከምኡ’ውን ብማሃንቱስ ዝግበር ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ኮንዶምኮንዶምወዲ-ተባዕታይ ኣብ ዝቐንዐ መትሎ ዝወድዮ ረቒቕ መሸፈኒ ፕላስቲክ እዩ። እቲ ኮንዶም፡ እቲ ወዲ-ተባዕታይ…ብዙሕ ምንባብ ተጠቐሙ። ብዝተፈላለየ ዓቐን ዝተዳለዉ ኣለዉ ኮንደማት። ብተወሳኺ፡ ኣብ ክንዲ ኮምዶም ናይ ስኒ መከላኸሊመከላኸሊስግኣት ናይ ረኽስታት፡ ሕማማት ወይ ሓደጋታት ንምውጋድ ወይ ምጒዳል ዝዓለመ።ብዙሕ ምንባብ ምጥቃም ይከኣል እዩ።
  • ናይ ብልዕቲ ምኽፋት ዘጋጥም እንተኾይኑ ድማ፡ ናይ ጓለንስተይቲ ኮንዶም ምጥቃም ይከኣል እዩ።
  • ከምኡ’ውን፡ ኣብ እዋን ብመሃንቱስ ዝግበር ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ፡  ኣብ ማይ ዝተሰረተ ወይ ኣብ ሲሊኮን ዝትሰረተ መለሳለሲ (ዘይቲ ዘይኰነ) ክጥቀሙ ኣለኩም። እዚ ነቲ ኮንዶም ከይቕደድ ይከላኸለሉ።

ጾታኦን ዝቐየራ ደቂ-ኣንስትዮ (ክውለዳ እንከለዋ ተባዕታይ ኮይነን ዝተወልዳ፡ ግና ናይ ኣንስታይ ጾታዊ መንነት ዘለዎወን እየን)፡

  • ኣብ እዋን ናይ ርሕሚርሕሚኣካል ናይ ውሽጣዊ ጾታዊ ኣካልት ናይ ጓል ኣንስተይቲ። ርሕሚ ንማህጸን ምስ ግዳማዊ ኣካላት…ብዙሕ ምንባብ ጾታዊ ርክብ ወይ ናይ ማሃንቱስ ጾታዊ ርክብ፡ ኮንዶም ክትጥቀሙ ኣለኩም። ብተወሳኺ፡ ኣብ እዋን ናይ ርሕሚ ጾታዊ ርክብ ናይ ጓለንስተይቲ ኮንዶም ምጥቃም ይከኣል እዩ።
  • ኩሉ ግዜ፡ ዋላ ኣብ እዋን ናይ ርሕሚ ጾታዊ ርክብ፡ መለሳለስቲ ተጠቐሙ። እዚ ነቲ ኮንዶም ከይቕደድ ይከላኸለሉ።
  • ናይ ማሃንቱስ ጾታዊ ርክብ ክትገብሩ እንከለኹም ተጠንቀቑ፡ ምኽንያቱ እቲ ናይ ፈንዶትፈንዶትኣብ መንጎ ኣስኪት(ደቂተባዕትዮ)/ ርሕሚ(ደቀንስትዮ)፡ ከምኡ’ውን መሃንቱስዘሎ ቆርበት እዩ። እቲ ፈንዶት፡ ኣብ ደቂ-ተባዕትዮን ደቂ-ኣንስትዮን…ብዙሕ ምንባብ ቆርበት ረቂቕ እዩ።

ንስኻትኩምን እቲ ቀዋሚ  መጻምድኹምን ፡ ክልቴኹም መርመራ ናይ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽስታት ጌርኩም እንተ ዘይጸኒሕኩምንምስ ካልኦት ሰባት ጾታዊ ርክብ እንተዘይገይርኩምን፡ ካብ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽስታት ኵሉ ግዜ ውሑሳት ኢኹም

ኮንዶም

ኮንዶም ደቂ-ኣንስትዮ

ኣፍ ዝሽፍን ፕላስቲክ

ኣብ ማይ-ዝተሰረተ መለሳለሲ

ቈልዑ ናይ ምውላድ ድሌትቈልዑ ናይ ምውላድ ድሌትቆልዓ ናይ ምውላድ ድሌት። ገሊኦም ሰባት ቆልዑ ናይ ምውላድ ዓቢ ሃረርታ ኣለዎም፡ ካልኦት…ብዙሕ ምንባብ

ናይ ሆርሞንሆርሞንብኣካላትና ዝፈሪ ነገር እዩ። ሆርሞናት ንዝተፈላለየ ስራሓት ኣካላት፡ ማለት  ንኸም ፍርያምነትን ጾታውነትንኣገዳሲ እዩ።…ብዙሕ ምንባብ ወይ ከኣ ናይ ጾታ ምቕያር መጥባሕቲ መኻንነትመኻንነትቆልዑ ክትወልድ ዘይምኽኣል።ብዙሕ ምንባብ ከስዕብ ይኽል እዩ። እንተ ደኣ  ቈልዑ ክትወልዱ ደሊኹም፡ ዋህዮ ፈሳሲ ዘርኢ ወዲ-ተባዕታይፈሳሲ ዘርኢ ወዲ-ተባዕታይእዚ፡ 'ሓደ ወዲ ተባዕታይ ዘርኢ ከፍስስ ከሎ፡ ካብ መትሎኡ ዝወጽእ ሓፊስ ጻዕዳ ፈሳሲ።…ብዙሕ ምንባብ ወይ ዝበረደ ዋህዮ ዘርኢ እንቋቚሖ ጓለንስተይቲ ክትመርጹ ትኽእሉ። ብዛዕባ እዚ ምስ ናይ ጥዕናጥዕናኣብ ከባቢኻ ኣካላዊ፡ ኣእምሮኣውን ማሕበራውን ጽቡቕ ስምዒት ክስምዓካ ከሎ። ጥዕና ካብ ዘይምሕማም ንላዕሊ…ብዙሕ ምንባብ በዓል ሞያዊ ተዛተዩ።