መርዓ
ኣብ ኔዘርላንድስ መን ክምርዖ ይኽእል፧
ኣብ ኔዘርላንድስ ክትምርዖ ዝከኣል፡ ሓደ ካብ መጽምዲ ከምዚ ዝስዕብ ክኸውን ኣለዎ፦
- ናይ ኔዘርላንድስ ዜግነት ምስ ዝህልወኩም፡
- ኣብ ኔዘርላንድስ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ምስ ዝህልወኩም።
ወዲ-ተባዕታይን ጓለንስተይቲን ኣብ ኣዳራሽ ከተማ እናተመርዓዉ።
ኣብ ኔዘርላንድስ ንምምርዓው ክማልኡ ዘለዎም ካልኦት ረቛሒታት
- ክልቲኦም መጻምዲ መርዓመርዓኣብ መንጎ 2 መጻምዲ ዝግበር ጽንብልን ሕጋዊ ዝምድና ዝፈጥር ሕጋዊ ስምምዕን እዩ። እቶም…ብዙሕ ምንባብ ዘይብሎም ወይ ዝተፋትሑ (ብሕጊ ዝቛረጸ መርዓ) ክኾኑ ኣለዎም።
- እቶም መጻምድቲመጻምድቲምሳኻ ኣብ ዝምድና ዘሎ ሰብ።ብዙሕ ምንባብ ቀረባ ናይ ስጋ ዝምድናዝምድና2 ሰባት ኣብ ዝምድና ምስ ዝህልዉ፡ ንሳቶም ኣብ ንሓድሕዶም ምትእስሳር ኣለዎም። ንሳቶም መጻምዲ…ብዙሕ ምንባብ ክህልዎም የብሉን (ንኣብነት፡ ሓውን ሓውቲን፡ ሓው ንሓው፡ ሓፍቲ ንሓፍቲ ክማራዓዉ ኣይክእሉን)።
- ክልቲኦም መጻምዲ ዕድሜኦም 18 ዓመት ዝመልኡ ክኾኑ ኣለዎም።
ሓደ ካብቶም መጻምዲ ኣብ ኔዘርላንድስ ዘይነብር እንተኾኑ፡ ወይ ቅቡል ናይ ነባርነት ፍቓድ እንድሕር ዘይብሉል ተወሰኽቲ ረቛሒታት ኣለዉ።
ናይ ተመሳሳሊ ጾታጾታጾታ ብዛዕባ ተራን ትጽቢታትን ዝምልከት ኰይኑ፡ ንሕና ከም ሕብረተሰብ ድማ ደቂ-ኣንስትዮን ደቂ-ተባዕትዮን ዝሓቘፍና…ብዙሕ ምንባብ መርዓ
ናይ ተመሳሳሊ ጾታ መርዓ፡ ካብ 2001 ጀሚሩ ኣብ ኔዘርላንድስ ሕጋዊ ኰይኑ።
ሓደ ካብቶም መጻምዲ ናይ ተመሳሳሊ ጾታ መርዓ ኣፍልጦ ናይ እትህብ ሃገር ዜጋ እንተኾይኑ፡ ናይታ ሃገር ሕጊሕጊእንታይ ክትገብር ከም ዝለካን እንታይ ክትገብር ከም ዘይብልካን ዝነግረካ መመርሒ። ነፍሲወከድ ሃገር እተፈላለየ…ብዙሕ ምንባብ ኣብ ግብሪ ይውዕል። ኣብ ከምዚ ኣጋጣሚ፡ ናይ’ቲ ካልእ መጻምዲ ሃገር ሕጊ ኣብ ግብሪ ኣይውዕልን። ንኣብነት፦ ካብ’ታ ናይ ተመሳሳሊ ጾታ መርዓ እትኽክልል ሃገረ ኡጋንዳ ዝዀነ ወዲ-ተባዕታይ፡ ንወዲ ኔዘርላንድስ ወይ ንወዲ ንዜጋ ናይ’ታ ናይ ተመሳሳሊ ጾታ መርዓ እተፍቅድ ሃገር ወዲ ክምርዖ ይኽእል። ኣብ ከምዚ ኣጋጣሚ ናይ ኡጋንዳ ሕጊ ኣብ ግብሪ ኣይውዕልን።
ብዛዕባ ናይ ተመሳሳሊ ጾታ መርዓ ዝያዳዝያዳእቲ ዝያዳ (eigen risico) ናይ ክንክን ጥዕና ክፍሊታት ኣብ እትሕተቱሉ እዋን ባዕልኹም እትኸፍሉዎ…ብዙሕ ምንባብ ሓበሬታ እንተደሊኹም፡ ንናይ ሕጊ በዓል ሞያ ኣዘራርቡ። ኣብዞም ጉዳያት ተመኩሮ ዘለዎ በዓል ሞያ ሕጊ ንምርካብ ናብ Switchboard ክትድውሉ ትኽእሉ ኢኹም።
2 ደቂ-ተባዕትዮ ኣብ ኣዳራሽ ከተማ እናተመርዓዉ
ናጻ ምርጫምርጫካብ ዝተፈላለዩ ምርጫታት፡ ኣየናይ እዩ እቲ ዝበለጸ ወስኑ። ንኣብነት፡ ሰባት ውላድ ክህልዎምን ከይህልዎምን…ብዙሕ ምንባብ
ኣብ ኔዘርላንድስ፡ ነፍሲ-ወከፍ ሰብ ንመን ይምርዖ ናይ ምምራጽ ናጽነት ኣለዎ። ግዴታዊ መርዓ ብሕጊ ክልኩል እዩ።
ሓደ ሰብ ንካልእ ሰብ ብዘይ ፍቓዱ ክምርዖ ምስ ዘገድዶ፡ እቲ ኣስገዳዲ ተርእዮ ዋላ ኣብ ወጻኢ ሃገር የጋጥም፡ ክሳብ 2 ዓመት ዝጸንሕ ናይ ማእሰርቲ መቕጻዕቲ ክፍረድ ይኽእል። ዋላ እቲ መርዓ ብግብሪ ኣይፈጸም፡ እቲ ኣስገዳዲ ተግባር ጌና መቕጻዕቲ ዘኸትል እዩ። እቲ ኣስገዳድነት ዝበሃል፡ ኣካላዊ ወይ ስነ-ኣእምሮኣዊ (ምፍርራሕ ወይ ከኣ ስነ-ኣእምሮኣዊ ጸቕጢ) ክኸውን ይኽእል እዩ። ናይ ኣስገዳድ መርዓ ደረት 6 ዓመት ክኸውን እንከሎ፡ እቲ ግዳይግዳይሓደ ሰብ ብሰንኪ ናቱ ዘይኰነ ጉድለት፡ ብሓደ ጉዳይ ክሳቐ ከሎ እዩ።ብዙሕ ምንባብ 18 ዓመት ምስ መልኦ ይጅመር። እዚ ማለት’፡ እቲ ግዳይ ክሳዕ 24 ዕድሜኡ ዝገብር ኣብ ዘሎ ግዜ ንፖሊስ ከፍልጥ ይኽእል ማለት እዩ።
ዝተሰናድአ መርዓ ዝበሃል፡ ወለዲ ወይ ካልኦት ኣባላት ቤተሰብ ንውላዶም መጻምዲ ክመርጽሉ እንከለዉ ማለት እዩ። ክልቲኦም መጻምዲ በቲ መርዓ ምሉእ ብምሉእ እንድሕር ተስማሚዖምዎ’ እንተወሓደ ደቂ 18 ዓመት እንተኾይኖም፡ እዚ ሕጋዊ ተቐባልነት ዘለዎ መርዓ ይኸውን።
ምዝጉብ ርክብምዝጉብ ርክብብሕጊ ቅቡል ዝኾነ ዓይነት ሓበራዊ ናብራ። ምዝጉብ ርክብ ብሓደ ክነብሩ፣ ግን ከኣ ክምርዓዉ…ብዙሕ ምንባብ
መጻምዲ ብሓደ ክዀኑሉ ዝኽእሉ ካልእ ሕጋዊ ቅጥዒ ድማ፡ ምዝጉብ ርክብ እዩ። (wettelijk samenwonen). ምዝጉብ ርክብ ዝበሃል ዳርካ ከም መርዓ እዩ ዝቑጸር፡ ከም መርዓ ድማ ንናይ ተመሳሳሊ ጾታ መጻምዲ እውን ዝከኣል እዩ። ኣብ ሞንጎ መርዓን ምዝጉብ ርክብን ክልተ ፍልልያት ኣለዉ፦ ናይ መርዓ ማሕላ ምውሳድ ክዴታ ዝዀነሉ ናብ መርዓ ክትኣቱ እንከለኻ ጥራይ እዩ፡ (“ኣነ ፍቓደኛ እየ”/ “ኣነ ክገብሮ እየ”) ከምኡ ድማ ምዝጉብ መርዓ ካብ ቤት ፍርዲ ከኽትም ዝኽእል ትሕቲ ዕድመ ቈልዑ ምስ ዘይህልዉ እዩ።
ብሓባር ናይ ምንባር ስምምዕ
ካብ መርዓን ምዝጉብ ርክብን ብተወሳኺ፡ ብሓባር ትነብሩ እንተሃሊኹም ብሓባር ናይ ምንባር ስምምዕ እውን ክትወዓዓሉ ትኽእሉ ኢኹም። እቲ ሓቢርካ ናይ ምንባር ስምምዕ ብሳምዕ (ሳምዓት) ኣቢልካ ክትፍጽምዎ ትኽእሉ ኢኹም። ወግዓዊ ዝዀነ ናይ ሓባር ምንባር ስምምዕ፡ ግድነት ዝኸውን፡ እንተ ደኣ፡ ንኣብነት፡ ናይ’ቲ ብሂወት ዘሎ መጻምዲ ጥሮታ ወይ መልዕሎ ክትወስዱ ’ትደልዩ ኰይንኩም። ሓቢርካ ናይ ምንባር ስምምዕ ክትገብር እንከለኻ ንሳምዕ ዝኽፈል ክፍሊት ካብ ሳምዕ ናብ ሳምዕ ይፈላለ እዩ።