ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ምክልኻል ኣንጻር ኤች.ኣይ.ቪ

መገዲታት ምክልኻል

  • ኮንዶም ኤች.ኣይ.ቪኤች.ኣይ.ቪቫይረስ (ናይ ሰባት ናይ ሕማማ ምኽልኻል ዓቕሞም ዘሕጽር ቫይረስ) ንባህርያዊ ስርዓት ምክልኻል የጥቅዕ።…ብዙሕ ምንባብ ይከላኸል ከምኡ ድማ ብጾታዊ-ርክብ ንዝመሓላለፉ ረኽሲታት ናይ ምቅላዕ ስግኣተ-ሓደጋስግኣተ-ሓደጋሓደ ባህ ዘየብል ነገር ናይ ምግጣም ተኽእሎ፡ ንኣብነት ሓደ ሕማም።ብዙሕ ምንባብ የትሕቶ። ናይ ርሕሚርሕሚኣካል ናይ ውሽጣዊ ጾታዊ ኣካልት ናይ ጓል ኣንስተይቲ። ርሕሚ ንማህጸን ምስ ግዳማዊ ኣካላት…ብዙሕ ምንባብ ወይ ከኣ ናይ ማሃንቱስ ጾታዊ-ርክብ ክትገብርኡ እንከለኹም ኮንዶምኮንዶምወዲ-ተባዕታይ ኣብ ዝቐንዐ መትሎ ዝወድዮ ረቒቕ መሸፈኒ ፕላስቲክ እዩ። እቲ ኮንዶም፡ እቲ ወዲ-ተባዕታይ…ብዙሕ ምንባብ ተጠቐሙ። ናይ ኣፍ ጾታዊ-ርክብ ኣብ እትገብርሉ እዋን ደምደምቀይሕ ፈሳሲ ኣገዳሲ ዝኾነ ስራሕ ኣብ ኣካላትና ዘለዎ፡ ንኣብነት ናብ መላእ ኣካልት ኦክስጅን…ብዙሕ ምንባብ ወይ ከኣ ናይ ዘርኢ ፈሳሲ ኣብ ኣፍኩም ከይፈስስ ተጠንቀቑ። ከይትውሕጥዮም። እዚ ዓይነት ጾታዊ-ርክብ ኤች.ኣይ.ቪ ናይ ምትሕልላፍ ስግኣተ-ሓደጋኡ ትሑት እዩ።
  • ናይ ባዕልኺ መውግኢ ኣቕሓ ጥራይ ተጠቐሚ፡ ወይ ሓድሽ ተጠቐሚ።
  • ልዕሊ 99% ካብ ምስ ኤች.ኣይ.ቪ ዝነብራ ኣደታት ዝውለዱ ዕሸላት ካብ ች.ኣይ.ቪ ናጻ ኰይኖም ይውለዱ፡ እንተድኣ ኣደታቶም ኣብ እዋን ጥንሰን መድሃኒት ዝወስዳ ነይረን ኰይነን።
  • ገለ ሰባት ናይ ኤች.ኣይ.ቪ መድሃኒት ብምውሳድ ናብ ካልኦት ሰባት ከይሓልፍ ይከላኸሉ። እዚ ሕክምና፡ _W_መድሃኒት መከላኸሊመከላኸሊስግኣት ናይ ረኽስታት፡ ሕማማት ወይ ሓደጋታት ንምውጋድ ወይ ምጒዳል ዝዓለመ።ብዙሕ ምንባብ ኤች.ኣይ.ቪ (PrEP)_W_ ይበሃል።

ኤች.ኣይ.ቪ እንተ ሃልዩኩም እሞ እንድሕር ዘይተሓኪምኩሞ፡ ዋላ ገና ምልክታት ናይቲ ሕማምሕማምናይ ሓደ ሰብ ኣካላት፡ 'ክፍሊ ኣካላት ወይ ድማ ኣእምሮ ከም’ቲ ዘግብኦ እንተድኣ ዘይሰርሕ…ብዙሕ ምንባብ ኣይሃልወኩም፡ ብቐሊሉ ናብ ካልኦት ከተመሓላልፉ ትኽእሉ ኢኹም።

ናይ ርሕሚ ወይ ከኣ ናይ ማሃንቱስ ጾታዊ-ርክብ ክትገብርኡ እንከለኹም ኮንዶም ተጠቐሙ። ናይ ኣፍ ጾታዊ-ርክብ ኣብ እትገብርሉ እዋን ደም ወይ ከኣ ናይ ዘርኢ ፈሳሲ ኣብ ኣፍኩም ከይፈስስ ተጠንቀቑ።

ናይ ባዕልኺ መውግኢ ኣቕሓ ጥራይ ተጠቐሚ፡ ወይ ሓድሽ ተጠቐሚ።

ኤች.ኣይ.ቪ እተለኽፈ ሰብ እንተኾንክን ኣብ እዋን ጥንስኽን መድሃኒት ውሰዳ።

ኣብ እዋን ህጹጽ ኩነታትህጹጽ ኩነታትቅልጡፍ ተግባር ዝሓትት ኩነታት። ንኣብነት፥ ሓንቲ ጓለነስተይቲ መከላኸሊ ጥንሲ ከይተጠቕመት ጾታዊ ርክብ እንተፈጺማ’ሞ…ብዙሕ ምንባብ

ንኤች.ኣይ.ቪ እንድሕር ተቓሊዕኩም፡ መድሃኒት መከላኸሊ ኤች.ኣይ.ቪ (‘PEP’) ተባሂሉ ዝጽዋዕ መድሃኒት ክትወስዱ ትኽእ። ብዝተኻእለ መጠን ቀልጢፍኩም ነቲ መድሃኒት ውሰዱዎ (እቲ ዝበለጸ ኣብ ዉሽጢ 2 ሰዓታት ክትወስዱዎ ከለኹም ኰይኑ ካብ 72 ሰዓታት ክሓልፍ የብሉን። ብቕልጡፍ እንድሕር ወሲድክሞ፡ ብኤች.ኣይ.ቪ ናይ ዘይምልካፍ ዕድልኩም ልዑል ይኸውን። ሓገዝ ንምርካብ ንሓኪም ተወከሱ

ወዲ-ተባዕታይ ምስ ብዓል-ሞያ ጥዕና እናተዘራረበ።

ድሕሪ ሕጂ ናይ ረኽሲረኽሲረኽሲ፡ ሓደ ጀርሚ ናብ ሰብነት ኣትዩ ዕንወት ምስ ኣስዓበ የጋጥም። ጀርም፡ ቫይረስ፡ ባልዕ፡…ብዙሕ ምንባብ ስግኣተ-ሓደጋ ኣኽቲሙ ኣሎ

ናይ ኤች.ኣይ.ቪ መድሃኒትኩም መዓልታዊ ብግቡእ እንድሕር ትወስዱ ኰይንኩም፡ ኣብ ደምኩም ዝርከብ በዝሒ ቫይረስቫይረስንኣካላት ከጥቕዑ ዝኽእሉ ኣዝዮም ንኣሽቱ ፍጡራት። ኣብ ወሃዮታት ኣካላት ብቐሊሉ ክራብሑ ዝኽእሉ እዮም።…ብዙሕ ምንባብ (ጻዕቂ ቫይረስ) ይንኪ። ድሕሪ ቁሩብ ኣዋርሕ፡ እቲ ቫይረስ ሕጂውን ኣብ ኣካላትኩም ዋላኳ እንተሃለወ ክፍለጥ ኣይክእልን። ሽዑ ንስኻ ናብ ካልእ ሰብ ኤች.ኣይ.ቪ እተመሓላልፈሉ ስግኣተ-ሓደጋ ዳርጋ ሙሉእ ብሙሉእ የኽትም።

ኤች.ኣይ.ቪ ምስ ዘይብሉ መጻምድቲመጻምድቲምሳኻ ኣብ ዝምድና ዘሎ ሰብ።ብዙሕ ምንባብ ብዘይ ኮንዶም ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ክትፍጽሙ ትኽእሉ ኢኹም።

ብዘይኮንዶም ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ክትፍጽሙ ምስ እትደልዩ ንሓኪም ከምኡ ድማ ንመጻምድትኹም ተዛረቡዎም

ናይ ቅድመ-ምክልኻል ፍወሳፍወሳብሞያ ብዝሰልጠነ ሰብ ዝግበር ክንክንን ምክትታልን እዩ። ፍወሳ መድሃኒት ብምሃብ ወይ ብዘይ ምሃብ…ብዙሕ ምንባብ ብመድሃኒት ኤች.ኣይ.ቪ: መድሃኒት መከላኸሊ ኤች.ኣይ.ቪ (PrEP)

መድሃኒት መከላኸሊ ኤች.ኣይ.ቪ (PrEP) ናይ ኤች.ኣይ.ቪ መድሃኒታት ኰይኑ ንመልከፍቲ ኤች.ኣይ.ቪ ይከላኸል። መድሃኒት መከላኸሊ ኤች.ኣይ.ቪ (PrEP) ንኮንዶም ክትክእ ኣይክእልን፡ ምኽንያቱ መድሃኒት መከላኸሊ ኤች.ኣይ.ቪ (PrEP) ከኒና (Truvada) ኤች.ኣይ.ቪ ጥራይ እምበር ካልኦት ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት ክከላኸል ስለዘይክእል። እዚ ብኤች.ኣይ.ቪ ናይ ምልካፍ ልዑል ተኽእሎ ንዘለዎም ሰባት ከም ተወሳኺ መከላኸሊ ተጌሩ ዝውሰድ እዩ።

መድሃኒት መከላኸሊ ኤች.ኣይ.ቪ (PrEP) ክትጥቀሙ እንከለኹም፡ 1 ከኒና ኣብ መዓልታዊ ኣብ ተመሳሳሊ ሰዓት ክትወስድኡ ኣለኩም። ምስ ካልኦት ደቂ-ተባዕትዮ ጾታዊ ርክብ ዝፍጽሙ ደቂ-ተባዕትዮ ቅድምን ድሕርን ጾታዊ ርክብ መድሃኒት መከላኸሊ ኤች.ኣይ.ቪ (PrEP) ጥራይ ንምውሳድ ክመርጹ ይኽእሉ:
። 2 ከኒናታት ካብ 2 ክሳዕ 24 ሰዓት ቅድሚ ናይ ማሃንቱስ ጾታዊ-ርክብ ከምኡ ድማ
• 1 ከኒና ነቶም ቀዳሞት ከኒናታት ምስወሰድኩም ድሕሪ 24 ሰዓታት፡ ከምኡ ድማ 1 ከኒና ድሕሪ 24 ሰዓታት።

መድሃኒት መከላኸሊ ኤች.ኣይ.ቪ ቅድሚ ምውሳድኩም፡ ኤች.ኣይ.ቪ ከምዘይብልኩም ከተረጋግጽኡ ኣለኩም። ናብ GGD ወይ ናብ ብዓል-ሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና እናኸድኩም ኣብ ነፍሲወከፍ 3 ኣዋርሕ ክትምርመሩ ኣለኩም።

መድሃኒት መከላኸሊ ኤች.ኣይ.ቪ (PrEP) ምዕዳግ

መድሃኒት መከላኸሊ ኤች.ኣይ.ቪ (PrEP) ብናይ ሓኪምሓኪምንሕሙማት ሰባት ከፍውስ ዝሰልጠነ ሰብ። ሓኪም መድሃኒታትክእዝዘ ይኽእል እዩ። ሓኪም ወዲ-ተባዕታይ ወይ ድማ…ብዙሕ ምንባብ ትእዛዝ ኣብ ቤት-መሸጣ መድሃኒት ክትዕድጉ ትኽእሉ ኢኹም። በቲ ናይ ጥዕናጥዕናኣብ ከባቢኻ ኣካላዊ፡ ኣእምሮኣውን ማሕበራውን ጽቡቕ ስምዒት ክስምዓካ ከሎ። ጥዕና ካብ ዘይምሕማም ንላዕሊ…ብዙሕ ምንባብ መድሕንኩም ኣይሸፈንን እዩ ከምኡ ድማ ዋጋ መድሃኒት መከላኸሊ ኤች.ኣይ.ቪ ካብ ቤት-መሸጣ መድሃኒት ናብ ቤት-መሸጣ መድሃኒት ክፈላለ ይኽእል።

ናይ ረኽሲ ስግኣተ-ሓደጋ ኣኽቲሙ ኣሎ

ናይ ኤች.ኣይ.ቪ መድሃኒታትኩም መዓልታዊ ብግቡእ እንድሕር ትወስዱ ኴንኩም፡ ኣብ ደምኩም ዝርከብ ዓቐን ኤች.ኣይ.ቪ (ጻዕቂ ቫይረስ) ይንኪ እዩ። ድሕሪ ቁሩብ ኣዋርሕ፡ እቲ ቫይረስ ሕጂውን ኣብ ኣካላትኩም ዋላኳ እንተሃለወ ክፍለጥ ኣይክእልን። ሽዕኡ ኤች.ኣይ.ቪ ናብ ካልእ ሰብ ከተሕልፍኡ ኣይትኽእሉን።

እዞም ዝስዕቡ ረቛሒታት እንድሕር ከተማልኡ ክኢልኩም፡ ኤች.ኣይ.ቪ ምስ ዘይብሉ እሙን መጻምድትኹም ብዘይ ኮንዶም (ዘተኣማማን ወሲብ) ክትፍጽሙ ትኽእሉ ኢኹም፡

  • ብግቡእ ናይ ኤችኣይቪ ኣፋውስኩም መዓልታዊ እንድሕር ትወስዱ ኮንኩም፡ ከምኡድማ
  • ኣብተን ዝሓለፋ 6 ኣዋርሕ ኣብ ደምኩም ዘሎ መጠን ኤች.ኣይ.ቪ ክፍለጥ ዘይኽእል እንተኾይኑ፡ ከምኡ ድማ
  • ጻዕቂ ቫይረስኩም ካብ ዝምርመር 6 ወርሒ ዘይገበርኩም እንተኾንኩም፡
  • ካልእ ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ እንድሕር ዘይብልኩም፡ ከምኡ ድማ እቲ ልፋጫዊ መምብራና ናይ ኣፍኩም፡ መሃንቱስኩም፡ መትሎኹም ወይ ድማ ርሕሚኹም እንድሕር ዘይተበላሽዩ።

ብዘይኮንዶም ጾታዊ ርክብ ክትፍጽሙ ምስ እትደልዩ ንሓኪም ከምኡ ድማ ንመጻምድትኹም ተዛረቡዎም።