ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ኮንዶም እንታይ እዩ?

ኮንዶምኮንዶምወዲ-ተባዕታይ ኣብ ዝቐንዐ መትሎ ዝወድዮ ረቒቕ መሸፈኒ ፕላስቲክ እዩ። እቲ ኮንዶም፡ እቲ ወዲ-ተባዕታይ…ብዙሕ ምንባብ ናብ መትሎመትሎናይ ወድተባዕታይ ጾታዊ ኣካል። መትሎ ንጾታዊ ርክብ (ምፍሳስ ዘርኢ) ወይ ንምሻን ይጠቅም።ብዙሕ ምንባብ ዝኣቱ ካብ ጎማ ዝተሰርሐ ረቂቕ ካልሲ እዩ። መትሎኹም ምስ ቀንዐ ቅድሚ ናብ ርሕሚርሕሚኣካል ናይ ውሽጣዊ ጾታዊ ኣካልት ናይ ጓል ኣንስተይቲ። ርሕሚ ንማህጸን ምስ ግዳማዊ ኣካላት…ብዙሕ ምንባብ ምእታዉኩም ኮንዶም ተእትውሉ። እቲ ወዲ-ተባዕታይ ናይ ዘርኢ ፈሳሲ ክፍኑ እንከሎ፡ ነቲ ዘርኢ የዕቁሮ።

ኮንዶም

ሜላ መከላኸሊመከላኸሊስግኣት ናይ ረኽስታት፡ ሕማማት ወይ ሓደጋታት ንምውጋድ ወይ ምጒዳል ዝዓለመ።ብዙሕ ምንባብ ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ

ቈልዓ ክትወልዱ ምስ ዘይትደልዩ ኣብ እዋን ጾታዊ ርክብ ኮንዶም ክትጥቀሙ ትኽእሉ ኢኹም። እዚ ሓደ ሜላ መከላኸሊ ጥንሲመከላኸሊ ጥንሲኣገባባትን ሜላታትን ምክልኻል ጥንሲ። ኮንዶምን መድሃኒታት መከላኸሊ ጥንሲ ከኒና ኣብነታት ጥንሲ ክንከላኸለሉ እንኽእል…ብዙሕ ምንባብ እዩ።

ምክልኻል ኤች.ኣይ.ቪን ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታትን

ኮንዶም ንዓኹምን ንመጻምድኹምን ካብ ኤች.ኣይ.ቪ ከምኡ ድማ ካብ መብዛሕቲኦም ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት ይከላኸለልኩም እዩ። ብጾታዊ ርክብ ንዝመሓላለፉ ረኽሲታት ናይ ምቅላዕ ስግኣተ-ሓደጋስግኣተ-ሓደጋሓደ ባህ ዘየብል ነገር ናይ ምግጣም ተኽእሎ፡ ንኣብነት ሓደ ሕማም።ብዙሕ ምንባብ እውን ይንክየልኩም። ይኹን እምበር፡ እዚ ነቶም ኣብ ቆርበትኩም ወይ ኣብ ናይ መጻምድኹም ቆርበት ዘለዉ ቁስሊታት፡ ሕበጣት ወይ ዕንፍሩራት፡ ኩሉ ግዜ ምሉእ ብምሉእ ክሽፍኖም ኣይኽእልን እዩ። እዚ ማለት፡ ካብ ሓደጋ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት ምሉእ ብምሉእ ናጻ ኣይኮንኩምን ማለት እዩ።

ኣብ እዋን ናይ ርሕሚ ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ወይ ድማ ናይ ማሃንቱስ ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ኮንዶም ተጠቐሙ። እዚ ካብ ኤች.ኣይ.ቪኤች.ኣይ.ቪቫይረስ (ናይ ሰባት ናይ ሕማማ ምኽልኻል ዓቕሞም ዘሕጽር ቫይረስ) ንባህርያዊ ስርዓት ምክልኻል የጥቅዕ።…ብዙሕ ምንባብ ይከላኸለልኩምን ከምኡ ድማ ንስግኣተ-ሓደጋ ካልኦት ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት የጕድለልኩምን።

ናይ ኣፍ ጾታዊ-ርክብ ኣብ እትገብርሉ እዋን ደምደምቀይሕ ፈሳሲ ኣገዳሲ ዝኾነ ስራሕ ኣብ ኣካላትና ዘለዎ፡ ንኣብነት ናብ መላእ ኣካልት ኦክስጅን…ብዙሕ ምንባብ ወይ ከኣ ናይ ዘርኢ ፈሳሲ ናብ ኣፍኩም ኣይተእትዉ። እዚ ነቲ ብኤች.ኣይ.ቪ ናይ ምትሓዝ ስግኣተ-ሓደጋ ኣዝዩ ከምዝንኪ ይገብር። ኣብ እዋን ናይ ኣፍ ጾታዊ ርክብናይ ኣፍ ጾታዊ ርክብብመልሓስካ ወይ ብኣፍካ ገይርካ 'ናይ ካልእ ሰብ ጾታዊ ኣካላት ከምዝበራበር ምግባር። ኣብ ወዲ-ተባዕታይ…ብዙሕ ምንባብ፡ ኮንዶም ምጥቃም ብጾታዊ ርክብ ንዝመሓላለፉ ረኽሲታት ናይ ምቅላዕ ሓደጋ ይንክየልኩም እዩ።

ንስኹምን መጻምድኹምን ኮንዶም ክትጥቀሙ እንተ ዘይደሊኹም፡ ብዛዕባ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፍ ረኺሲታት መርመራ ንምግባር ወይ ኤች.ኣይ.ቪ ንብዓል-ሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና ኣዘራርቡዎ ኢኹም።

STI Aids Netherlands ብዛዕባ ኮንዶምን ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታትን ሓበሬታ ዝሓዘ በራሪ ወረቓቕቲ ብእተፈላለዩ ቋንቋታት ኣዳልዮ ኣሎ። እቲ በራሪ ወረቓቕቲ፡ ካብ ነቚጣ መርበብ ሓበሬታ ኔዘርላንዳዊ ወሃቢ ሓገዝ ብጾታዊ ርክብ መሓላለፉ መልከፍትታትምውራድ ወይ ዳውንሎድ ምግባር ይከኣል እዩ። 

 

ኮንዶም ምዕዳግ

ኮንዶም ብዘይ ናይ ሓኪምሓኪምንሕሙማት ሰባት ከፍውስ ዝሰልጠነ ሰብ። ሓኪም መድሃኒታትክእዝዘ ይኽእል እዩ። ሓኪም ወዲ-ተባዕታይ ወይ ድማ…ብዙሕ ምንባብ ትእዛዝ ካብ ቤት መሸጣ መድሃኒት፡ ካብ ቀማማይ ወይ ከኣ ካብ ዓቢ ድኳን ክትዕድጉ ትኽእሉ ኢኹም። ኣብ ገለ እዋናት ከኣ ኣብ ካልኦት ዱኳናት፡ ባራትን ኣብያተ-ለይታዊ ትልሂትን ወይ ኣብ መሸጢ መሸያየጥቲ ማሽናት ክትረኽቡ ትኽእሉኦኹም። ኮንዶም ካብ ኢንተርነት እውን ክትዕድጉ ትኽእሉ ኢኹም።

ናይ ኮንዶም ዋጋ ካብ 0.20 € ክሳባ 0.90€ ይበጽሕ። ንኣብነት ፍሉያት ኮንዶማት፡ ዋጋኦም ክብር ዝበለ እዩ። 

ዋግኡ ክንደይ እዩ?

ኮንዶም ደቂ-ኣንስትዮኮንዶም ደቂ-ኣንስትዮእዚ፡ ጓለንስተይቲ ኣብ ውሽጢ ርሕማ እተእዎ ዓቢ ኮንዶም እዩ። እቲ ኮንዶም ዘርኢ ፈሳሲ…ብዙሕ ምንባብ

ናይ ጓለንስተይቲ ኮንዶም እውን ኣሎ።

ኮንዶም ደቂ-ኣንስትዮ