ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ግብረስጋ

ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ማለት፡ ዝቐንዐ መትሎመትሎናይ ወድተባዕታይ ጾታዊ ኣካል። መትሎ ንጾታዊ ርክብ (ምፍሳስ ዘርኢ) ወይ ንምሻን ይጠቅም።ብዙሕ ምንባብ ገይርካ ንርሕሚ ወይ ንመሃንቱስ ምስንጣቕ እዩ።

ንርሕሚ ምስንጣቕ

ስምዒቱ ዝተለዓዓለ ወዲ-ተባዕታይ፡ መትሎኡ ክቐንዕ ይኽእል። እቲ መትሎ ብደም ይንፋሕ። ግዝፉ ይውስኽን ይተርርን ይቐንዕን።

ስምዒታ ዝተለዓዓለ ጓለንስተይቲ ርሕማ ይትርክስ። እዚ ድማ፡ መትሎ ናብ ርሕሚርሕሚኣካል ናይ ውሽጣዊ ጾታዊ ኣካልት ናይ ጓል ኣንስተይቲ። ርሕሚ ንማህጸን ምስ ግዳማዊ ኣካላት…ብዙሕ ምንባብ ንኸኣቱ ይሕግዝ።

እታ ጓለንስተይቲ ክትጠንስ እትኽእል እንደኣ ኰይና፦

  • ናይ’ቲ ወዲ-ተባዕታይ ናይ ዘርኢ ፈሳሲ፡ ናብ’ቲ ናይ ጓለንስተይቲ ርሕሚን ማህጸንን ምስ ዝኣቱ፡ ከምኡ እውን
  • እታ ጓለንስተይቲ ኣብ እዋን ጽግያት ምስ እትህሉ እዩ።

ኣብ’ዚ እዋን’ዚ፡ ቈዑል ክትወልዳ ድሌት እንተዘይብልክን፡ መከላኸሊ ጥንሲ ተጠቐማ።

ወዲ-ተባዕታይን ጓለንስተይቲን ጾታዊ-ርክብ እናፈጸሙ። እቲ ጠመተ፡ መትሎ ናብ ርሕሚ ኣብ ምስጣቕ እዩ ዘሎ።

ብዛዕባ መትሎ ኣብ ውሽጢ ርሕሚ እናሃለወ ዘርኢ ዝርዝር።

ብዛዕባ መትሎ ኣብ ውሽጢ ርሕሚ እናሃለወ ዘርኢ ዝርዝር። ናይ ዘርኢ ፈሳሲ ካብ መትሎ ወጺኡ ናብ ማህጸን ይኣቱ ኣሎ።

ንመሃንቱስ ምስንጣቕ

ወዲ-ተባዕታይን ጓለንስተይቲን፡ ወይ 2 ደቂ-ተባዕትዮ፡ ንመንሃንቱስ ብምስንጣቕ ጾታዊ ክርብ ክገብሩ ይኽእሉ።

ጓለንስተይቲ ብመሃንቱሳ ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብእዚ፡ ጓለንስተይቲ (ጓል) ወይ ወዲ-ተባዕታይ (ወዲ) ክኸውን ዘብቅዓካ ባዮሎጂያዊ ሓቅነት እዩ። ኣብ ገለ…ብዙሕ ምንባብ ብምግባር፡ ክትጠንስ ኣይትኽእልን እያ። ይኹን እምበር፡ ናይ ዘርኢ ፈሳሲ ናብ ርሕሚ ከይኣቱ ግን ክትጥንቀቑ ኣለኩም።

ኣብነት ጾታዊ ርክብ፦ 2 ደቂ-ተባዕትዮ ተጋዲሞም ኮፍ ኢሎም ኣለዉ። እቲ ሓደ ብድሕሪ እቲ ካልእ ተገዲሙ ኣሎ።

ጾታዊ ርክብ ናይ ምግባር ምኽንያታት

ብዝተፈላለየ ምኽንያታት፡ ጾታዊ ርክብ ክትገብሩ ትኽእሉ ኢኹም፡ ንኣብነት፡ –

  • ቈልዑ ክትወልዱ ምስ እትደልዩ (ብርሕሚ ጥራይ ምስ እትራኸቡ)፡
  • ጾታዊ ባህታ ንምስትምቓር፡
  • ፍቕርን ካልእ ስምዒታትን ንምግላጽ፡
  • ዕርክነት ንምስትምቓር;
  • ንምዝናይ።

ጾታዊ ርክብ ኣብ እዋን ወርሓዊ ጽግያትወርሓዊ ጽግያትኣብ ወርሒ ሓደ ግዜ' ብርሕሚ ጓለንስተይቲ ደም ምፍሳስ። ወርሓዊ ጽግያት ብውሕዱ ንውሑዳት መዓልታት…ብዙሕ ምንባብ

ገለ ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ናይ ወርሓዊ ጽግያትጽግያትሓደ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ናብ ወሃዮ እንቋቊሖምስ ዝኣቱ የጋጥም። ዝተፋረየየ ወሃዮ እንቋቊሖ…ብዙሕ ምንባብ ግዜአን ጾታዊ ርክብ ክገብራ ይደልያ፡ ገሊአን ከኣ ኣይደልያን። ሓንቲ ጓለንስተይቲ፡ እንተ ደኣ ደልያ፡ ኣብ ናይ ወርሓዊ ጽግያት ግዜኣ ጾታዊ ርክብ ክትፍጽም ትኽእል እያ። ከምዚ ምግባራ፡ ናይ ኣካላዊ ንጽህናኣካላዊ ንጽህናንጽህና ማለት ናይኣካላትካ ጽሬት ምሕላው ማለት’ዩ። ንሱ ናይ ምሕማም ስግኣት የጉድል።ብዙሕ ምንባብ ጸገማት ኣይፈጥረላን እዩ።

ምልውዋጥ

ኣብ ነፍሲ-ወከፍ ጾታዊ ርክብ እትፍጽምሉ፡ ኣብ ጥርዘ ስምዒት ክትበጽሑ ኣየድልየኩምን እዩ። ዝበዝሑ ሰባት፡ ኵሉ ግዜ ጥርዘ ስምዒትጥርዘ ስምዒትእቲ ዝለዓለ ጾታዊ ምልዕዓል። ንሱ ኣዝዩ ባህ ዘብል ስምዒት እዩ። ክሎም ጭዋዳታትካ ይጭበጡ።…ብዙሕ ምንባብ የብሎምን።

ጾታዊ ርክብ ብዝተፈላለየ መገዲ ክትገብሩ ትኽእሉ ኢኹም፦ እዚ ከኣ፡ ተጋዲምኩም፡ ኮፍ ኢልኩም፡ ደው ኢልኩም ወይ ተኾርሚኹም።
ብዘይካ ጾታዊ ርክብ፡ ካልኦት ጾታዊ ርክብ እትፍጽሙሎም መገድታት ኣለዉ።

ብዛዕባ ድሌታትኩምን ስምዒታትኩምን ምስ መጻምድትኽም ተዘራረቡ። ብሓባር ኮንኩም፡ ንኽልተኹም ጽቡቕ ጾታዊ ርክብ እንታይ ከምዝኾነ ክትውስኑ ትኽእሉ ኢኹም።

ጾታዊ ርክብ ኣብነት ቊጽሪ 1፦ እቲ ወዲ-ተባዕታይ ኣብ ልዕሊ’ታ ጓለንስተይቲ ኣሎ። እታ ጓለንስተይቲ ኣእጋራ ዘርጊሓ ኣላ።

ጾታዊ ርክብ ኣብነት ቊጽሪ 2፦ እታ ጓለንስተይቲ ብኢዳ ተጎምቢሓ ኣላ። እቲ ሰብኣይ ብድሕሪኣ ብኣብራኹ ተንበርኪኹ።

ጾታዊ ርክብ ኣብነት ቊጽሪ 3፦ እቲ ወዲ-ተባዕታይ ደው ኢሉ ኣሎ። እታ ጓለንስተይቲ ገጻ ናብኡ ገይራ ጠጠው ኢላ ኣላ። እቲ ወዲ-ተባዕታይ ሓደ እግራ ብኢዱ ንላዕሊ ሓፍ ኣቢሉ ሒዙዋ ኣሎ።

ጾታዊ ርክብ ኣብነት ቊጽሪ 4፦ እቲ ወዲ-ተባዕታይን እታ ጓለንስተይቲን ብጎድኖም ተጋዲሞም ዘለዉ ኮይኖም፡ እቲ ወዲ-ተባዕታይ ብድሕሪ’ታ ጓለንስተይቲ ኣሎ።

ጾታዊ ርክብ ኣብነት ቊጽሪ 5፦ እታ ጓለንስተይቲ ኣብ ልዕሊ እቲ ወዲ-ተባዕታይ ኮፍ ኢላ ኣላ።

ምክልኻል ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታትን ኤች.ኣይ.ቪን

ኣብ እዋን ጾታዊ ርክብ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽስታት ከምኡ ድማ ብኤች.ኣይ.ቪ ክትተሓዙ ትኽእሉ ኢኹም። ንገዛእ-ርእስኹምን ንመጻምድኹምን ንምክልኻል፡ ኮንዶምኮንዶምወዲ-ተባዕታይ ኣብ ዝቐንዐ መትሎ ዝወድዮ ረቒቕ መሸፈኒ ፕላስቲክ እዩ። እቲ ኮንዶም፡ እቲ ወዲ-ተባዕታይ…ብዙሕ ምንባብ ክትጥቀሙ ትኽእሉ ኢኹም።

ኮንዶም