ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ንዶባት ሓልዉዎምን ኣኽብርዎምን

ዶባትኩም፡ ኣብ ዕርክነት ወይ ካብ ዕርክነት ወጻኢ ምስ ዘሎ ሰብ ኣብ ዝህልወኩም ርክባት፡ እቶም ንዓኹም ቅቡላት ዝኾኑ ነገራት ይነግረኩም። ዶባትኩም ዝጥሕስ ዘበለ ሰብ፡ ተቐባልነት ኣይህልዎን። ቅንዕናኹም ክህሰ ይኽእል እዩ።

እቲ ሃዋህው ብዛዕባ ኣብ ዕርክነትኩም ዘጋጥሙ ብዙሓት እተፈላለዩ ጉዳያት ክኸውን ይኽእል። ንኣብነት፡-

ናይ ሓደ ሰብ ዶባት ተጣሒሱ ዝበሃል፡ ምስ’ቲ ዝኸውን ዘሎን ኣብ ኣገባብ ኣተገባብርኡን ምስ ዘይሰማምዑ እዩ።

ዶባት ንምክብባር፡ ክልቲኦም መጻምድቲመጻምድቲምሳኻ ኣብ ዝምድና ዘሎ ሰብ።ብዙሕ ምንባብ

  • ምስ’ቲ ዝኸውን ዘሎ ክሰማምዑ ኣለዎም፡
  • ጸቕጢ ክገብሩ ወይ ክስምዖም የብሉን፡
  • ኣብ ማዕርነትማዕርነትእዚ፡ ኵሎም ሰባት ማዕረ ኰይኖም፡ ብኸምኡ ድማ ክትሓዙ እንከለዉ እዩ። እዚ ማለት ንስኻትኩም ደቂ-ተባዕትዮ…ብዙሕ ምንባብ ዝተመስረተዕርክነት ክህልዎም ይግባእ (እቲ ሓደ ኣብ ልዕሊ እቲ ካልእ ሓይሊ ክጥቀም የብሉን)።

ወዲ-ተባዕታይን ጓለንስተይቲን ክልቲኦ ምሓቢሮም ጾታዊ ርክብ ክፍጽሙ ተስማዕሚዖም

“እወ” ክበሃሃሉን “ኣይፋል” ክበሃሃሉን

ዶባትኩም ዝተጣሕሰ ኰይኑ ምስ ዝስምዓኩም፡ “ኣይፋል” በል። መጻምድኹም ነቲ ናታትኩም ምርጫምርጫካብ ዝተፈላለዩ ምርጫታት፡ ኣየናይ እዩ እቲ ዝበለጸ ወስኑ። ንኣብነት፡ ሰባት ውላድ ክህልዎምን ከይህልዎምን…ብዙሕ ምንባብ ከኽብሮ ኣለዎ። ብዛዕባ እትደልይዎን ከመይ ከም ዝስምዓኩምን ኣመልኪትኩም ምስ መጻምድትኹም ተዘራረቡ

  • ኣዚኹም ንጹራት ኩኑ።
  • ቀጥ ኢልኩም ጠጠው በሉ ወይ ኮፍ በሉ እሞ፡ ናብ ኣዒንቲ መጻምድኹም ጠምቱ።
  • ስለምንታይ “ኣይፋል” ከምዝበልኩም ግለጽሉ።
  • ኣድላዪ እንተኾይኑ፡ መልእኽትኹም ድገምዎ።
  • ሕማቕ ዝገበርኩም ኮይኑ ክስመዓኩም የብሉን።
  • ክትፍጽምዎ ዘይትኽእሉ መጽብዓታት ኣይትእተዉ።
  • ሓባራዊ ስምምዕ ኣገዳሲ ምዃኑ፡ ንመጻምድኹም ጽቡቕ ገይርኩም ኣነጽሩሉ። 

እታ ጓል፡ ነቲ ወዲ “ኣይፋል” ክትብሎ እንከላ።

“ኣይፋል” ምባል ከቢድ እዩ፡ ይኹን እምበር ንመጻምድኹም ዶባትኩም ኣበይ ከምዝኾነ እትነግሩሉ መገዲ እዩ። ዶባትኩም ንመጻምድኹም ብግልጺ ንጹር ክኸውን ኣለዎ። ነቲ “ኣይፋል” ዝበልኩምዎ ብመጻምድኹም ተቐባልነት ክረክብ እንተዘይክኢሉ፡ ሞያዊ ደገፍ ድለዪ ወይ ምስ ቀርባኹም ሰብ ተማኸሩ።

መጻምድኹም ከይትኸስሩ ክትፈርሑ ትኽእሉ ኢኹም። መጻምድኹም ምስኻትኩም ዝስማማዕ ዲዮም ወይ ንስኻትኩም ንዘይትደልይዎ ነገራት’ዮም ክትገብሩ መሊሶም ዘገድድኹም ወስኑ።

ኣነዋሪ ባህርያት ጾታዊ ዓመጽዓመጽኣንጻር ድሌት ሰብ፡ ብመትሎ ሰንጢቕካ ዝግበር ጾታዊ ምትንኻፍ እዩ። እቲ ስምንጣቕ ናይ ርሕሚ፡ ብገለ…ብዙሕ ምንባብ

ሓደ ሰብ፡ ንስኻትኩም ዘይትደልይዎ ጾታዊ ነገር ኣብ ልዕለኹም ምስ ዝፍጽም፡ እዚ ሰብ እዚ ዶባትኩም ጥሒሱ ይበሃል። እዚ ንኸም ምስዓምምስዓምንሓደ ሰብ ብከናፍርካ ምትንካፍ ምስዓም ናይ ዝምድና ወይ ፍቕሪ ምልክት እዩ።ብዙሕ ምንባብ፡ ምትንኻፍ፡ ጾታዊ ርእይቶ ምሃብ፡ ጾታዊ መጥቃዕቲጾታዊ መጥቃዕቲጾታዊ መጥቃዕቲ ዝበሃል፡ ነቶም ብተፈጥሮኦም ጾታዊ ዝዀኑ ርእይቶታት፡ ኣካላዊ ምልክታትን ተግባራትን ዝመልከት ኰይኑ፡…ብዙሕ ምንባብ፡ ዓመጽን ምንዝርናንየጠቓልል። እዚ ብሓይሊ ወይ ምፍርራሕ ዘለዎ (ግዴታ) ክፍጸም ይኽእል እዩ፡ ግና ከምኡ ክኸውን ኣይግብኦን እዩ። ዋላ ንስኻትኩም ደቂስኩም እንተሃለኹም ወይ መስተ ሰቲኹም እንተነበርኩም፡ ወይ ኣብ ጎደና እናተዛወርኩም ከለኹም፡ ሓደ ሰብ ንስኻትኩም ዘይትደልዩዎ ጾታዊ ነገር ኣብ ልዕለኹም ምስ ዝፍጽም፡ እዚ ገሃሲ ባህርያት ጾታዊ ዓመጽ ይበሃል። መቕጻዕቲ ዘስዕብ ገሃሲ ባህርያት ጾታዊ ዓመጽ ዝበሃል ከም ጾታዊ መጥቃዕቲን ዓመጽን ኰይኑ፡ ጾታዊ ጎነጻዊ ተግባር እውን ይበሃል እዩ።  

ናይ ሓድሕድኩም ዶባት ምክብባር ኣገዳሲ እዩ። ግህሰት፡ ስነ-ኣእምሮኣዊን ናይ ጥዕናን ጸገማት ከስዕብ ይኽእል እዩ። ብተወሳኺ፡ ኣነዋሪ ባህርያት ጾታዊ ዓመጽን ካልኦት ኣብ ልዕሊ መጻምድቲ ዝፍጸሙ ጎነጻዊ ተግባራትን ብሕጊ ክልኩላት እዮም።

ንስኹም ጾታዊ ርክብ ክትፍጽሙ ደሊኹም መጻምድኹ ግና ምስ ዘይደሊ፡ ነዚ ሓቢርኩም ክትመያየጥሉ ትኽእሉ ኢኹም። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋግብረስጋጾታዊ ተግባር መትሎ ናብ ውሽጢ ርሕሚ ወይ ድማ መሃንቱስ ሰንጢቑ ክኣቱ ከሎ (enters)…ብዙሕ ምንባብ ንላዕሊ እዩ። ኣብ መንጎኹም ኣካላዊ ምቅርራብ ምህላዉ ንባልዕሉ፡ ንምቾትኩምን ዕርክነትኩምን ማዕረ ኣገዳስነት ኣለዎ።

ኣነዋሪ ባህርያት ጾታዊ ዓመጽኣነዋሪ ባህርያት ጾታዊ ዓመጽቅቡል ዘይኰነ ጾታዊ ግህሰት ዘርኢ ባህሪ። ጾታዊ ርክብ ደስታ ዝህብን ጽቡቕ ስምዒት ዝፈጥርን…ብዙሕ ምንባብ ካብ ዝምድናዝምድና2 ሰባት ኣብ ዝምድና ምስ ዝህልዉ፡ ንሳቶም ኣብ ንሓድሕዶም ምትእስሳር ኣለዎም። ንሳቶም መጻምዲ…ብዙሕ ምንባብ ወይ ርክብ ወጻኢ ከጋጥም ይኽእል እዩ፡ ንኣብነት፡ ኣብ መንጎ ኣዝማድ፡ እትፋለጦ ሰብን ናይ ቀደም-መጻምዲ ወይ ምስ ጋሻ ሰብ።

ሓገዝ ምድላይ

ኣነዋሪ ባህርያት ጾታዊ ዓመጽ ምስ ዘጋጥመኩም ወይ ብመጻምድኹም ጎነጻዊ ተግባር ምስ ዝፍጸመኩም፡ ሓገዝ ድለዪ፦

  • ምስቲ ንስኹም እትኣምንዎ ሰብ ተዘራረቡ።
  • ምስ በዓል ሞያ ጥዕና ተዘራረቡ። ወቐሳን ሕፍረትን ክስምዓኩም ኣይግባእን። እዚ ንብዙሓት ሰባት ዘጋጥሞም እዩ።

ሓደ ሰብ ኣብ ልዕለኹም ኣነዋሪ ባህርያት ጾታዊ ዓመጽ ምስ ዝፍጽም ወይ ካልእ ምስ መጻምዲ ዝተሓሓዝ ጎነጻዊ ተግባር ምስ ዘውርደልኩም፡ ብዛባኡ ክትሕብሩ ምስ እትደልዩ ንፖሊስ ተወከሱ።