ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ርሕማዊ ዓንኬል

እቲ ርሕማዊ ዓንኬልርሕማዊ ዓንኬልኣገባባት ምክልኻል ጥንሲ (ኣገባብ ምክልኻል ጥንሲ)። ዓንኬል ርሕሚ ዝርአ፡ ተዓጻጻፊ ጎማ ዝመስል ኮይኑ…ብዙሕ ምንባብ ሓደ ሜላ መከላኸሊ ጥንሲ እዩ

እቲ ርሕማዊ ዓንኬል ካብ ፕላስቲክ ዝተሰርሐ ቀጢን፡ ተለዋዋዪ ዓንኬል እዩ። ልክዕ ከምቲ መከላኸሊመከላኸሊስግኣት ናይ ረኽስታት፡ ሕማማት ወይ ሓደጋታት ንምውጋድ ወይ ምጒዳል ዝዓለመ።ብዙሕ ምንባብ ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ ከኒና 2 ሆርሞናት ሒዙ ይርከብ።
እዞም ሆርሞናት ጽፍዮ-እንቋቑሖ ይከላኸሉ። ብተወሳኺ ዋህዮታት ፈሳሲ ዘርኢ ወዲ-ተባዕታይፈሳሲ ዘርኢ ወዲ-ተባዕታይእዚ፡ 'ሓደ ወዲ ተባዕታይ ዘርኢ ከፍስስ ከሎ፡ ካብ መትሎኡ ዝወጽእ ሓፊስ ጻዕዳ ፈሳሲ።…ብዙሕ ምንባብ ናብቲ ኣብ ክሳድ ማህጸንክሳድ ማህጸንኣብ ታሕቲ ናይ ማህጸንዘሎ ጸቢብ መእተዊ፡ ማለት ኣብ ላዕለዋይ ክፋል ናይ ርሕሚዝርከብ። ኣብ…ብዙሕ ምንባብ ዝርከብ ልፋጫዊ መምብራና ንኸይበጽሑ ከቢድ ጸገም ይፈጥርሎም። ሽዑ እቶም ዋህዮታት ፈሳሲ ዘርኢ ወዲ-ተባዕታይ ናብቲ ማህጸንማህጸንኣብ ውሽጢ ማህጸን ናይ ጓለንተይቲ 'እቲ ዕሸል ክዓብየሉ ዝኽእል ቦታ እዩ።ብዙሕ ምንባብ ኣትዮም ምስቲ ዋህዮ እንቋቑሖ ከይራኸቡ ጸገማይ ይህልዉዎም። ብተወሳኺ እቶም ሆርሞናት ንተኸላ ዋህዮ እንቋቑሖ እውን የተዓናቕፉ።

ርሕማዊ ዓንኬል

ዝተጸቕጠ ርሕማዊ ዓንኬል

ኣጠቓቕማ ርሕማዊ ዓንኬል

ንርሕማዊ ዓንኬል በዚ ዝስዕብ መንገዲ ተጠቐመሉ:

  • ነቲ ዓንኬል ጸቒጥኪ ሓዝዮ።
  • ነቲ ዓንኬል ኣጸቢቕኪ ናብ ውሽጢ ርሕሚርሕሚኣካል ናይ ውሽጣዊ ጾታዊ ኣካልት ናይ ጓል ኣንስተይቲ። ርሕሚ ንማህጸን ምስ ግዳማዊ ኣካላት…ብዙሕ ምንባብ ኣእትውዮ። ነቲ ዓንኬል ብዝተፈላለየ ኣንፈት ከተእትውዮ ትኽእሊ ኢኺ፡ ንኣብነት ብጠጠውኪ 1 እግርኺ ሓፍ ብምባል፡ ተገዲምኪ ወይ ከኣ ተኾርምኺ።
  • 1 ኣጻብዕትኺ ናብ ውሽጢ ርሕሚ ብምእታው ነቲ ዓንኬል ኣጸቢቕኪ ናብ ውሽጢ ርሕሚ ድፍእዮ። እቲ ዓንኬል ብምሽውነት ክቕመጥ ኣለዎ። ኣብቲ ርሕሚ ልክዕ ኣቀማምጣ ኣገዳሲ ኣይኮነን።
  • እቲ ዓንኬል ኣብ እዋን ጾታዊ-ርክብ እውን ኣብ ቦታኡ ይጸንሕ። እቲ ርሕማዊ ዓንኬል ኣብ እዋን ጾታዊ-ርክብ ከተውጽእዮ ትኽእሊ ኢኺ፡ ይኹን እምበር ኣብ ውሽጢ 3 ሰዓት መሊስኪ ከተእትውዮ ኣለኪ።
  • ነቲ ዓንኬል ንምውጻእ፡ ኢድኪ ናብ ርሕሚኺ ብምእታው በቲ ዓንኬሉ ሒዝኪ ሰሓብዮ። ነቲ ዓንኬል ቀስ ኣቢልኪ ንደገ ሰሓብዮ።
  • እቲ ዓንኬል ን 3 ሰሙን ብዘይ ምቁራጽ ተጠቐሚሉ። እቲ ዓንኬል ልክዕ ኣብ ከምታ ዘእተኺላ መዓልቲ ኣውጽእዮ (ንኣብነት፡ ረቡዕ)። ሽዑ እቲ ቀለበት ናብ እንዳ ጓሓፍ ደርብዪዮ።
  • ኣብተን ዝስዕባ 7 መዓልቲታት (1 ሰሙን)፡ እቲ ርሕማዊ ዓንኬል ኣይተጠቐምክሉን። ኣብዚ ሰሙን፡ ደምደምቀይሕ ፈሳሲ ኣገዳሲ ዝኾነ ስራሕ ኣብ ኣካላትና ዘለዎ፡ ንኣብነት ናብ መላእ ኣካልት ኦክስጅን…ብዙሕ ምንባብ ክፈሰኪ (ናይ ወርሓዊ ጽግያት ግዜ) ክጅምር እዩ። ኣብቲ ሰሙን እቲ እውን ውሕስቲ ኢኺ።
  • ድሕሪ 7 መዓልቲ ዋላ እቲ መድመይቲ ኣይሕደገኪ፡ ሓድሽ ዓንኬል ኣእትዊ።
  • ነቶም ኣቐዲሞም ዝተገልጹ ቀደም-ተኸተል ድገሚ።

ናይ ጓለነስተይቲ ጎሎ ብደቂቕ: 1. ናይ ጓለንስተይቲ ኮንዶም፡ 2. ማህጸን፡ 3. ርሕሚ፡ 4. መሃንቱስ ከምኡ ድማ 5. ሻምብቆ ሽንቲ።

ነቲ ዓንኬል ጸቒጥኪ ሓዝዮ።

ነቲ ዓንኬል ኣጸቢቕኪ ናብ ውሽጢ ርሕሚ ኣእትውዮ።

1 ኣጻብዕትኺ ናብ ውሽጢ ርሕሚ ብምእታው ነቲ ዓንኬል ኣጸቢቕኪ ናብ ውሽጢ ርሕሚ ድፍእዮ።

እቲ ዓንኬል ብግቡእ ናብቲ ርሕሚ ኣትዩ ኣሎ።

እቲ ዓንኬል ኣብ እዋን ጾታዊ-ርክብ እውን ኣብ ቦትኡ ይጸንሕ። እቲ ርሕማዊ ዓንኬል ኣብ እዋን ጾታዊ-ርክብ ከተውጽእዮ ትኽእሊ ኢኺ፡ ይኹን እምበር ኣብ ውሽጢ 3 ሰዓት መሊስኪ ከተእትውዮ ኣለኪ።

ነቲ ዓንኬል ንምውጻእ፡ ኢድኪ ናብ ርሕሚኺ ብምእታው በቲ ዓንኬሉ ሒዝኪ ሰሓብዮ። ነቲ ዓንኬል ቀስ ኣቢልኪ ንደገ ሰሓብዮ።

እቲ ዓንኬል ን 3 ሰሙን ብዘይ ምቁራጽ ተጠቐሚሉ። ሽዑ እቲ ቀለበት ናብ እንዳ ጓሓፍ ደርብዪዮ።

እቲ ዓንኬል ን 3 ሰሙን ብዘይ ምቁራጽ ተጠቐሚሉ። ኣብተን ዝስዕባ 7 መዓልቲታት (1 ሰሙን)፡ እቲ ርሕማዊ ዓንኬል ኣይተጠቐምክሉን። ኣብዚ ሰሙን እዚ ወርሓዊ ጽግያትኪ ይጅምር። ድሕሪ 7 መዓልቲ ዋላ እቲ መድመይቲ ኣይሕደገኪ፡ ሓድሽ ዓንኬል ኣእትዊ። ነቶም ኣቐዲሞም ዝተገልጹ ቀደም-ተኸተል ድገሚ።

ብተወሳኺ ነቲ ርሕማዊ ዓንኬል ኣብ ክንዲ ብኢድኪ ብመተግበሪ ጌርኪ ከተእትውዮ ትኽእሊ ኢኺ።

ርሕማዊ ዓንኬል ኣብ መተግበሪ

ኣተኣማማኒ

እቲ ርሕማዊ ዓንኬል ብግቡእ እንድሕር ተጠቒምክሉ ኣዝዩ ኣታኣማማኒ እዩ። 

እቲ ርሕማዊ ዓንኬል ዘየተኣማምን ይኸውን፡ ወይ ኣታማምነቱ ትሑት ይኸውን፡ እንተድኣ:

  • ከም St John’s wort ዝኣመሰሉ ገለ መድሃኒታት ትወስዲ ሃሊኺ። ርሕማዊ ዓንኬል ትጥቀሚ ምህላውኪ ንሓኪምኪ ኣፍልጢ። መድሃኒት ክእዝዘልኪ እንከሎ ነዚ ኣብ ግምት ከእትዎ እዩ።
  • እቲ ርሕማዊ ዓንኬል ድሕሪ ናይ 7-መዓልቲ ዕረፍቲ ከተእትውዮ እናተገበኣኪ እንተረሲዕክዮ፡ ወይ ከኣ ረሲዕክዮ እንድሕር ዘይቀይርክዮ;
  • ነቲ ርሕማዊ ዓንኬል ኣብ እዋን ጾታዊ-ርክብ እንድሕር ኣውጺእክዮ’ሞ መሊስኪ ድሕሪ 3 ሰዓት ከተእትውዮ እንተዘይክኢልኪ።

ነቲ ርሕማዊ ዓንኬል ካብ ቤት-መሸጣ መድሃኒት ካብ እትገዝእዮ ኣትሒዝኪ ክሳዕ 4 ኣዋርሕ ክትጥቀምሉ ትኽእሊ ኢኺ።

ኣተኣማማኒ

ኣብ ጥዕናኺ ዘስዕቦ ጉድኣት የለን

እቲ ርሕማዊ ዓንኬል ሆርሞናት ዝሓዘ እዩ። እዞም ሆርሞናት ኩሉ ግዜ ኣብ ጥዕናኺ ብሓፈሻ ዘስዕቡዎ ጸገም የለን። ይኹን እምበር፡ ኣብ ገለ ኣጋጣሚታት ካልእ ሜላ መከላኸሊ ጥንሲ ምምራጽ ዝሓሸ እዩ። ምኽሪ ንምርካብ ንብዓል-ሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና ሕተቲ።

እቲ ርሕማዊ ዓንኬል ጽግያትኪ ከምዝንኪ ኣይገብርን። ጥንሲ ክትሕዚ እንተደሊኺ፡ ነቲ ርሕማዊ ዓንኬል ተወግድዮ።

ነዚ ርሕማዊ ዓንኬል ኣብ እትጥቀምለን ናይ መጀመርያ ኣዋርሕ፡ ከም ሕማምሕማምናይ ሓደ ሰብ ኣካላት፡ 'ክፍሊ ኣካላት ወይ ድማ ኣእምሮ ከም’ቲ ዘግብኦ እንተድኣ ዘይሰርሕ…ብዙሕ ምንባብ ርእሲ፡ ርሕማዊ ረኽሲታትን ዕግርግር ምባልን ዝኣመሰሉ ጎድናዊ ሳዕቤናት ከጋጥሙኺ ይኽእሉ እዮም። እዞም ሳዕቤናት ኩሉ ግዜ ብቕጽበት እዮም ዝጠፍኡ። ክጠፍኡ እንተዘይክኢሎም፡ ንሓኪም ኣማኽሪ።

ወርሓዊ ጽግያትኪ ዝበዝሕ ግዜ ፈኲስን ብዙሕ ቃንዛ ዘይብሉን ይኸውን።

ብስጋዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታትን ኤችኣይቪን ግን ክከላኸል ኣይኽእልን

እቲ ርሕማዊ ዓንኬል ብጾታዊ-ርክብ ንዝሓላለፉ ረኽሲታት ወይ ከኣ ኤች.ኣይ.ቪ ኣይከላኸልንኮንዶምኮንዶምወዲ-ተባዕታይ ኣብ ዝቐንዐ መትሎ ዝወድዮ ረቒቕ መሸፈኒ ፕላስቲክ እዩ። እቲ ኮንዶም፡ እቲ ወዲ-ተባዕታይ…ብዙሕ ምንባብ ጥራይ እዩ ክከላኸለልክን ዝኽእል።

ኮንዶም

ርሕማዊ ዓንኬል ምዕዳግ

ርሕማዊ ዓንኬል ካብ ቤት-መሸጣ መድሃኒት ክትዕድጊ እንተኮይንኪ ናይ ስድራቤት ሓኪምኪ፡ ናይ ማህጸን ሓኪምኪ ወይ ድማ መሕረሲትመሕረሲትንጥንስቲ ሰበይቲ ቅድሚ፡ ኣብ ግዜን፡ ድሕርን ሕርሲ እትሕግዛ ስልጠና ዝወሰደት ሰብ። መሕረስቲ መድሃኒት…ብዙሕ ምንባብ ክትእዝዘልኪ የድልየኪ።

ዕድሜኺ 21 ዓመት ክሳዕ ትገብሪ፡ መብዛሕትኦም ሜላታት መከላኸሊ ጥንሲመከላኸሊ ጥንሲኣገባባትን ሜላታትን ምክልኻል ጥንሲ። ኮንዶምን መድሃኒታት መከላኸሊ ጥንሲ ከኒና ኣብነታት ጥንሲ ክንከላኸለሉ እንኽእል…ብዙሕ ምንባብ ብናይ ጥዕናጥዕናኣብ ከባቢኻ ኣካላዊ፡ ኣእምሮኣውን ማሕበራውን ጽቡቕ ስምዒት ክስምዓካ ከሎ። ጥዕና ካብ ዘይምሕማም ንላዕሊ…ብዙሕ ምንባብ መድሕንኪ ዝሽፈኑ እዮም። ይኹን እምበር፡ መጀመርያ ካብቲ ናይ ጥዕና መድሕን ፖሊሲኺ ክኸፍለልኪ ዝኽእል መጠን ንላዕሊ (eigen risico) ዝኾነ ክፍሊት ክትከፍልዮ ኣለኪ። ክንደይ ዝኣክል ሽፋን ከምእትረኽቢ ንምፍላጥ ናብቲ ናይ ጥዕና መድሕን ዝኣተወልኪ ብምኻድ ኣረጋግጺ። ካብ 21 ዓመት ዕድመ ንዳሓር፣ ተወሳኺ ናይ መከላኸሊ ጥንሲ መድሕን እንድሕር ሃልዩኪ ጥራይ እዩ ናይ መከላኸሊ ጥንሲ ሽፋን ክትረኽቢ ትኽእሊ። 

ዋግኡ ክንደይ እዩ?