ኣብ ቈርበት ዝስኳዕ መከላኸሊ ጥንሲ
እቲ ኣብ ቆርበት ዝስኳዕ መከላኸሊመከላኸሊስግኣት ናይ ረኽስታት፡ ሕማማት ወይ ሓደጋታት ንምውጋድ ወይ ምጒዳል ዝዓለመ።ብዙሕ ምንባብ ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ ሓደ ሜላ መከላኸሊ ጥንሲ እዩ።
እዚ ክንዲ ዕንጸይቲ ክርቢት ዝኸውን ንእሽተይ ተለዋዋዪ ዕንጸይቲ እዩ። 1 ሆርሞንሆርሞንብኣካላትና ዝፈሪ ነገር እዩ። ሆርሞናት ንዝተፈላለየ ስራሓት ኣካላት፡ ማለት ንኸም ፍርያምነትን ጾታውነትንኣገዳሲ እዩ።…ብዙሕ ምንባብ ዝሓዘ እዩ። እዚ ሆርሞን ጽፍዮ-እንቋቑሖ ይከላኸል። ከምኡ’ውን ዋህዮታት ፈሳሲ ዘርኢ ወዲ-ተባዕታይፈሳሲ ዘርኢ ወዲ-ተባዕታይእዚ፡ 'ሓደ ወዲ ተባዕታይ ዘርኢ ከፍስስ ከሎ፡ ካብ መትሎኡ ዝወጽእ ሓፊስ ጻዕዳ ፈሳሲ።…ብዙሕ ምንባብ ናብቲ ኣብ ክሳድ ማህጸንክሳድ ማህጸንኣብ ታሕቲ ናይ ማህጸንዘሎ ጸቢብ መእተዊ፡ ማለት ኣብ ላዕለዋይ ክፋል ናይ ርሕሚዝርከብ። ኣብ…ብዙሕ ምንባብ ዝርከብ ልፋጫዊ መምብራና ከይበጽሑ ከቢድ ጸገም ይፈጥረሎም። ብተወሳኺ ማህጸንማህጸንኣብ ውሽጢ ማህጸን ናይ ጓለንተይቲ 'እቲ ዕሸል ክዓብየሉ ዝኽእል ቦታ እዩ።ብዙሕ ምንባብ ንተኸላ ዋህዮ እንቋቑሖ ዘይምቹእ ይገብሮ።
ኣብ ቈርበት ዝስኳዕ መከላኸሊ ጥንሲ
እቲ ኣብ ቈርበት ዝስኳዕ መከላኸሊ ጥንሲኣብ ቈርበት ዝስኳዕ መከላኸሊ ጥንሲእዚ ጥንሲ ክንከላኸለሉ እንኽእል መገዲ (ኣገባብ ናይ መከላኸሊ ጥንሲ) እዩ። ኣብ ቅልጽም ዝቕበር…ብዙሕ ምንባብ ብኸመይ ይሰርሕ?
ብዓል-ሞያ ሓፈሻዊ ጥዕናጥዕናኣብ ከባቢኻ ኣካላዊ፡ ኣእምሮኣውን ማሕበራውን ጽቡቕ ስምዒት ክስምዓካ ከሎ። ጥዕና ካብ ዘይምሕማም ንላዕሊ…ብዙሕ ምንባብ፡ መሕረሲትመሕረሲትንጥንስቲ ሰበይቲ ቅድሚ፡ ኣብ ግዜን፡ ድሕርን ሕርሲ እትሕግዛ ስልጠና ዝወሰደት ሰብ። መሕረስቲ መድሃኒት…ብዙሕ ምንባብ ወይ ከኣ ናይ ማህጸን ሓኪምሓኪምንሕሙማት ሰባት ከፍውስ ዝሰልጠነ ሰብ። ሓኪም መድሃኒታትክእዝዘ ይኽእል እዩ። ሓኪም ወዲ-ተባዕታይ ወይ ድማ…ብዙሕ ምንባብ ክሰዅዓልኪ እዩ። ንውሱን ክፋል ኣካላት ጥራይ ዘደንዝዝ መደንዘዚመደንዘዚካብ ቃንዛ ነጻ ዝገብረካ መድሃኒት እዩ። እቲ ሓኪም ቅድሚ መጥባሕቲ ምግባሩ፡ ሓፈሻዊ መደዘዚ…ብዙሕ ምንባብ ይግበረልኪ’ሞ እቲ ዕንጸይቲ ኣብ ትሕቲ ቆርበት ብሸነኽ ዉሽጢ ናይ ላዕለዋይ ቅልጽምኪ ይስኳዕ። እዚ ዳርጋ ካብ ቃንዛ ናጻ እዩ።
እዚ ኣብ ቈርበት ዝስኳዕ መከላኸሊ ጥንሲመከላኸሊ ጥንሲኣገባባትን ሜላታትን ምክልኻል ጥንሲ። ኮንዶምን መድሃኒታት መከላኸሊ ጥንሲ ከኒና ኣብነታት ጥንሲ ክንከላኸለሉ እንኽእል…ብዙሕ ምንባብ ን 3 ዓመት ይሰርሕ። ድሕሪ 3 ዓመት ክትካእ የድሊ። ልዕሊ ሚዛን ክብደት ምስ ዝህልወኪ ኣተኣማማኒ መታን ክኸውን ነቲ ኣብ ቈርበት ዝስኳዕ ድሕሪ 2 ዓመት ክትቅይርዮ ትምከሪ፡ ነዚ ምስ ሓኪምኪ ተላዘብሉ።
ሓኪም ነዚ ኣብ ቈርበት ዝስኳዕ መከላኸሊ ጥንሲ ኣብ ላዕለዋይ ቅልጽም ጓለንስተይቲ የእትዎ።
ኣመና ኣተኣማማኒ
እቲ ኣብ ቈርበት ዝስኳዕ መከላኸሊ ጥንሲ ብግቡእ እንድሕር ተጠቒምክሉ ኣዝዩ ኣተኣማማኒ እዩ። ጥንሲ ናይ ምስዓብ ስግኣተ-ሓደጋኡ ኣስታት 1 ካብ 2,000 እዩ።
ኣመና ኣተኣማማኒ
ኣብ ጥዕናኺ ዘስዕቦ ጸገም የለን
እቲ ኣብ ቈርበት ዝስኳዕ መከላኸሊ ጥንሲ 1 ሆርሞን ዝሓዘ እዩ። እዚ ሆርሞን ብሓፈሻ ኣብ ጥዕናኺ ዘስዕቦ ጸገም የለን። ይኹን እምበር፡ ኣብ ገለ ኣጋጣሚታት ካልእ ሜላ መከላኸሊ ጥንሲ ምምራጽ ዝሓሸ እዩ። ምኽሪ ንምርካብ ንሓኪም ሕተቲ።
እቲ ኣብ ቈርበት ዝስኳዕ መከላኸሊ ጥንሲ ጽግያትኪ ከምዝንኪ ኣይገብርን። እንተድኣ ክትጠንሲ ደሊኺ፡ ነቲ ኣብ ቈርበት ዝስኳዕ እለይዮ።
ነዚ ኣብ ቈርበት ዝስኳዕ ኣብ እትጥቀምለን ናይ መጀመርያ ኣዋርሕ፡ ከም ሃንደበታዊ ረስኒረስኒናይ ሰብነት ልዑል ሙቐት (ልዕሊ 38°C - 100.4°F).ብዙሕ ምንባብ ኣጥባት፡ ሕምም ርእሲ ከምኡ ድማ ዘይስሩዕ ወቕቲታት ወርሓዊ ጽግያት ዝኣመሰሉ ጎድናዊ-ሳዕቤናት ከጋጥሙኺ ይኽእሉ እዮም። እዞም ሳዕቤናት ኩሉ ግዜ ባዕሎም እዮም ዝጠፍኡ። ክጠፍኡ እንተዘይክኢሎም፡ ንሓኪም ኣማኽሪ።
ወርሓዊ ጽግያትኪ ክብደቱ ክንኪን ፈጺሙ ከቋርጽን ይኽእል። ገለ ደቂ-ኣንስትዮ እቲ ወርሓዊ ጽግያትወርሓዊ ጽግያትኣብ ወርሒ ሓደ ግዜ' ብርሕሚ ጓለንስተይቲ ደም ምፍሳስ። ወርሓዊ ጽግያት ብውሕዱ ንውሑዳት መዓልታት…ብዙሕ ምንባብ ይኸብደን። ካልኦት ከኣ ዘይስሩዕ ወርሓዊ ጽግያትጽግያትሓደ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ናብ ወሃዮ እንቋቊሖምስ ዝኣቱ የጋጥም። ዝተፋረየየ ወሃዮ እንቋቊሖ…ብዙሕ ምንባብ ወይ ከኣ ኣብ መንጎ 2 ወቕታዊ ጽግያት ደምደምቀይሕ ፈሳሲ ኣገዳሲ ዝኾነ ስራሕ ኣብ ኣካላትና ዘለዎ፡ ንኣብነት ናብ መላእ ኣካልት ኦክስጅን…ብዙሕ ምንባብ ይሰፈን።
ብስጋዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታትን ኤችኣይቪን ግን ክከላኸል ኣይኽእልን
እቲ ኣብ ቈርበት ዝስኳዕ መከላኸሊ ጥንሲ ብጾታዊ-ርክብ ዝሓላለፉ ረኽሲታት ወይ ከኣ ኤች.ኣይ.ቪ ኣይከላኸልን። ኮንዶምኮንዶምወዲ-ተባዕታይ ኣብ ዝቐንዐ መትሎ ዝወድዮ ረቒቕ መሸፈኒ ፕላስቲክ እዩ። እቲ ኮንዶም፡ እቲ ወዲ-ተባዕታይ…ብዙሕ ምንባብ ጥራይ እዩ ክከላኸለልክን ዝኽእል።
ኮንዶም
ኣብ ቈርበት ናይ ዝስኳዕ መከላኸሊ ጥንሲ ዋጋ
ሓኪም፡ መሕረሲት ወይ ከኣ ናይ ማህጸን ሓኪም ነቲ ኣብ ቈርበት ዝስኳዕ መከላኸሊ ጥንሲ ብኣስታት €140 – € 200 ክሰዅዓልኪ ይኽእል። ድሕሪ 3 ዓመት ሓድሽ መከላኸሊ ጥንሲ ንምስኳዕ ናብ ሓኪም ክትምለሲ ኣለኪ። ልዕሊ ሚዛን ክብደት ምስ ዝህልወኪ ኣተኣማማኒ መታን ክኸውን ነቲ ዝስኳዕ ድሕሪ 2 ዓመት ክትቅይርዮ ትምከሪ፡ ነዚ ምስ ሓኪምኪ ተመያየጥሉ።
ዕድሜኺ 21 ዓመት ክሳዕ ትገብሪ፡ መብዛሕትኦም ሜላታት መከላኸሊ ጥንሲ ብናይ ጥዕና መድሕንኪ ዝሽፈኑ እዮም። ይኹን እምበር፡ መጀመርያ ካብቲ ናይ ጥዕና መድሕን ፖሊሲኺ ክኸፍለልኪ ዝኽእል መጠን ንላዕሊ (eigen risico) ዝኾነ ክፍሊት ክትከፍልዮ ኣለኪ። ክንደይ ዝኣክል ሽፋን ከምእትረኽቢ ንምፍላጥ ናብቲ ናይ ጥዕና መድሕን ዝኣተወልኪ ብምኻድ ኣረጋግጺ። ካብ 21 ዓመት ዕድመ ንዳሓር፣ ተወሳኺ ናይ መከላኸሊ ጥንሲ መድሕን እንድሕር ሃልዩኪ ጥራይ እዩ ናይ መከላኸሊ ጥንሲ ሽፋን ክትረኽቢ ትኽእሊ።
ዋግኡ ክንደይ እዩ?